ፕሮጀክታት መስኖ ኣብ ዝተቐመጠሎም ስርዓት ኣሰራርሓ መሰረት ጥራሕ ንኽቕፅሉ ይስራሕ ኣሎ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝጅመሩ ኩሎም ፕሮጀክታት መስኖ ብዝተቐመጠሎም ስታንዳርድን ስርዓት ኣሰራርሓን መሰረት ብምግባር ጥራሕ ንኽቕፅሉ እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት…