ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ህንዲ ኤሮ ኢንዲያ 2025 ይሳተፋ ኣለዋ Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ህንዲ ኣብ ዘሰናደአቶ ኤግዚብሽን ኤሮ ኢንዲያ 2025 ይሳተፋ ኣለዋ። ጣቢያ ሓይሊ ኣየር ባንጋሎር ዘሰናደኦ እቲ ኤግዚብሽን፥ ህንዲ ዝበፅሓቶ ዝማዕበለ ወተሃደራዊን ስቪል ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂን…
Uncategorized ኢትዮ-ቴሌኮም ጣቢያታት መምልኢ ባትሪ ኤሌትሪክ መኪና ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ማእኸላት መምልኢ ባትሪ ኤሌትሪክ መኪና ሎሚ መዓልቲ ስራሕ ኣጀሚሩ፡፡ እተን መምልኢ ባትሪታት ኣልትራ ፋስት፣ ሱፐር ፋስትን ሃንደበታዊ ኤሌክትሪክ ተሽከርካሪ ቻርጀር ዝተብሃሉ ከምዝኾኑ ዋና ፈፃት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጉባኤ መራሕቲ እቲ ሕብረት ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ምንቅስቓስ ሞተር ሳይክል ተኸልኪሉ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ምንቅስቓስ ሞተር ሳይክል ከምዝተኸልከለ ቢሮ ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። በዚ ድማ ካብ ሎሚ መዓልቲ 04 ለካቲት 2017 ዓ.ም ካብዛ ሰዓት ጀሚሩ ክሳብ 09…
Uncategorized ሃማስ ኩሎም ዝዓገቶም እስራኤላውያን እንድሕር ዘይለቒቑ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ክቋረፅ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ትራምፕ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ዕጡቕ ፍልስጤም ሃማስ ዝዓገቶም እስራኤላውያን ሙሉእ ብሙሉእ ዘይለቅቕ እንድሕር ኮይኑ ዝተገበረ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ብምቁራፅ ዳግም ኲናት ከምዝኽፈት ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ገሊፆም፡፡ ህይወት ብዙሓት ንፁሃን ዝቐጠፈን ሚሊየናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጅቡቲን ሩዋንዳን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጅቡቲን ሩዋንዳን መሃመድ ዓሊ ዩሱፍን ኦሊቪየር ዣንን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ዳይሬክተር ጄነራል ጉዳያት ፕሮቶኮል ሚኒስትር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ኣርእያ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ከምዘመዝገበት ኣካቢ እቲ ፕሮጀክትን ሚኒስትር ገንዘብን ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ኣፈፃፅማ ቀጣናዊ ፕሮጀክትታት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር ገምጊሞም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 26 ሰባት ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ ህይወቶም ስኢኖም Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጉዳያ ቢላ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 26 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ካብ ከተማ ሻንቡ ናብ ኣዲስ ኣበባ እትትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ብሰንኪ መግልባጣ ዘጋጠመ ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣጋይሽና እንቋዕ ዋና ከተማ ዲፕሎማሲ ኣፍሪካ ናብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ብሰላም መፃእኹም-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሓትን ኣሕዋትን ኣፍሪካዊያን ተሳተፍቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣጋይሽና እንቋዕ ዋና ከተማ ዲፕሎማሲ ኣፍሪካ ናብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ብሰላም መፃእኹም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዕዉት ኩነታት ንምትእንጋድ ዘኽእል ኩለ መዳያዊ ምድላው ተገይሩ-መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዕዉት ኩነታት ንምትእንጋድ ዘኽእል ኩለ መዳያዊ ምድላው ከምዝተገበረ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ነዚ ጠሚቱ ዘውፀኦ እዋናዊ መግለፂ ብሙሉኡ ከም ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መተኣኻኸብቲ ተረኻት ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጀመረ ሃገራዊ ምኽክር ብምጉልባት ካብ ንፅል ተረኻት ብዝበለፀ ኣብ መተኣኻኸብቲ ተረኻት ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ክብላ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወ/ሮ ሎሚ በዶ ገሊፀን። ''ኣቢያተ ምኽሪታትና ንህንፀት ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ''…