ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዩ Desta Oct 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዩ። ኣብ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ዝሳተፍ ዘሎ እቲ ልኡኽ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ቀጣና ደቡብን ምብራቕን ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሀወፅቲ ማሕበራት ዘጋጥሞም ፀገማት ንምፍታሕ ከምዝስራሕ ተገሊፁ Desta Oct 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መሀወፅቲ ማሕበራት ዘጋጥሞም ፀገማት ንምፍታሕ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምኻን ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ። ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ፥ ምስ ሓለፍቲ አሀወፅቲ ማሕበራት ምሰራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን። ሰላማዊት ካሳ፥ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣንካራ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ኣውጊዛ Desta Oct 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣንካራ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ከምእተውግዝ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣንካራ ኣብ ዝርከብ ኤርስፔስ ኢንዱትስትሪ ብምኽኒያት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ግብረ…
ቴክኖሎጂ ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ 2028 ንሓፈሻዊ ሃገራዊ ፍሪያት 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ኣበርክቶ ከምዝህልዎ ተገሊፁ Desta Oct 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ 2028 ዓ.ም.ፈ ንሓፈሻዊ ሃገራዊ ፍሪያት 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ኣበርክቶ ከምዝህልዎ ጂ.ኤስ.ኤም.ኤ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ገሊፁ። ኢትዮ ቴሌኮምን ዓለም ለኸ ግዙፍ ኦፕሬተራትን ማእኸላት ኦፕሬተራትን ሞባይል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቱርኪ ኣብ ልዕሊ ትሕዝቶታት ዕጡቕ ጉጅለ ኩርዲ መጥቃዕቲ ከምዘውረደት ኣፍሊጣ Desta Oct 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ከተማ ኣንካራ “ኣዋዲዶም ኢዮም” ኣብ ልዕሊ ዝበለቶም ትሕዝቶታት ዕጡቕ ጉጅለ ኩርዲ(ፒኬኬ) መጥቃዕቲ ከምዘውረደት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ከምዝበሎ፥ ኣብ ልዕሊ ፒኬኬ ዝተወሰደ መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ይውስኽ ኣሎ- ፕሬዚዳንት ፑቲን Desta Oct 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ይውስኽ ከምዘሎ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቪላድሚር ፑቲን ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ካዛን ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 16 ጉባኤ መራሕቲ ብሬክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ካፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዱ Desta Oct 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ልኡኽ ካፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ኣባላት፥ ታሪኽ ዓወት ዓድዋ ኣብ ሰርዓተ ትምህርቲ ኣፍሪካ ክካተት ይግበኦ ኢሎም። ከምኡወን ኣብ ኣፍሪካ ዝርከቡ ሰገናትን መናእሰይን ማዕርነት ነፃነትን ደቂ ሰባትን መርኣያ…
ቢዝነስ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ልዕሊ 100 ሚሊየን ጨቓውቲ ንሓረስቶት ከከፋፍል ኢዩ Desta Oct 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብዚ ዓመት ልዕሊ 100 ሚሊየን ጨቓውቲ ደርሁ ንሓረስቶት ንምክፍፋል ትልሚ ከምዝሓዘ ተገሊፁ። መርሃ ግብሪ ምረቓ ፕሮጀክት ምርባሕ ጨቓውቲ ደርሁ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ውሽጢ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልቲአን ሃገራት ታሪኻዊ ርክብ ዝተደረኸ ክልቲኣዊ ርክብና እናማዕበለ ቀፂሉ ኣሎ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Oct 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ኣብ ታሪኻዊ ርክብ ዝተደረኸ ክልቲኣዊ ርክብና እናማዕበለ ቀፂሉ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ክልቲኣዊ መድረኽ ዘተ ኣሳሊጠን። ነዚ ስዒቡ እቶም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ‘MI6’ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ኣረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ሴክሬት ኢንተለጀንስ ሰርቪስ (MI6) ብሪታኒያ’ ምስ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ኩለመዳይ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ልኡኽ ‘ሴክሬት ኢንተለጀንስ ሰርቪስ (MI6)’ ብሪታኒያን…