ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መቐመጢ ንምርካብ ክትሰርሕ ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መቐመጢ ንምርካብ ክትሰርሕ ኣለዋ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም፡፡
ሓዱሽ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ስልጣኖም ካብ ነበር ኣቦ ወንበር እቲ…