Fana: At a Speed of Life!

ሕቶ ዝቢ ንምምላስ ፖለቲካዊ ዝላ ምርግጋፅ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዘልዐሎም ኩለመዳይ ሕቶታት ዝምልስን እዋኑ ዝሓቶ ፖለቲካዊ ዝላን ምርግጋፅ ከምዝግባእ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑልን ቸልሲን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምናይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እዚ ማንቸስተር ሲቲ ናብ ሞሊኒዮ ስታዲየም ስታዲየም ብምምራሕ ምስ ዎልቭስ ሰዓት 10 ክትገጥም ኢያ፡፡ ብኻሊእ መዳይ ሊቨርፑል ኣብ ሜዳኣ…

ኣኼባ ዞባዊ ማሕበራት ኩዕሾ እግሪ ካፍ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ዞባዊ ማሕበራት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ)  ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ኣኼባ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኸውን÷ መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) 12 ጥቅምቲ 2017…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስራሕቲ ለውጢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ስራሕቲ ለውጢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ተዓዚበን። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ከተማ ከምዝተረገቡ ሓበሬታ ፖሊስ እታ ከተማ የመላኽት፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ዑደተን…

ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሴፔ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ(ካፍ) ፓትሪስ ሞትሴፔ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ፓትሪስ ሞትሴፔ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ንምስታፍ ኢዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት…

ሚኒስቴር ጥዕና ዝርገሐ ኤች ኣይ ቪ ንምቁፅፃር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ-ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ብሰንኪ ተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ጉድኣት ኣብ ዘጋጠመን ከባቢታት ዝህሉ ዝርገሐ ኤች ኣይ ቪ ንምቁፅፃር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ዶ/ር መቅደስ ምስ ልኡኽ ትልሚ ሪሊፍ ሃንደበታዊ…

ኣብ ትግራይ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ብምትሕብባር ኣብ 81 ወረዳታት ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ዘኽአል ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ቢሮ ተወካሊ ዳይሬክተር ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ ኣይተ ገብረመድህን ክንፉ፥…

ኢትዮጵያ ምስ ኣባል ሃገራት ብሪክስ  ዘለዋ ሽርክና ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኣባል ሃገራት ብሪክስ  ዘለዋ ሽርክና ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ ገሊፆም። ኣምባሳደር ዳባ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ጃፓን ኒኮላይ ስታኒስላቮቪች ኖዝድሬቭን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥…

ግደ ሚዲያ ኣብ ምሕደራ ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ሚዲያ ኣብ ምሕደራ ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ካቢኔ ሴክሬታሪያት ዘይምእኹል ምሕደራን ዳሞክራታይዜሽንን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንስኤ፣…

መበል ራብዓይ ኣኼባ ኣተሓባበርቲ ብሪክስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ኣኼባ ዋናን ምክትልን ኣተሓባበርቲ ብሪክስ ኣብ ከተማ ካዛን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ኣተሓባባሪ ጉዳይ ብሪክስ ኢትዮጵያን ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ዝተመርሐ ጉጅለ ይሳተፍ ኣሎ።…