ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ክንፊ መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ክንፊ መናእሰይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ከተማ ኣዳማ የሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር መተሓባበሪ ዘፈር ህንፀት ባህሊ ዲሞክራሲ ፓርቲ ብልፅግና መለሰ ኣለሙን ፕሬዚዳንት ክንፊ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣክሊሉ ታደሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ ጉዮ መበል 72 ኣባ ገዳ ብምዃን ተሰይሞም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባ ገዳ ኩራ ጃርሶ ስልጣኖም ንተኸታሊኦም ብሰላም ኣረኪቦም። ተኸታሊኦም ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ ጉዮ መበል 72 ኣባ ገዳ ብምዃን ንዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓመታት ስልጣኖም ብሰላም ተረኪቦም። ኣባ ገዳ ኩራ ጃርሶ መበል 71 ኣባ ገዳ ብምዃን ንዝሓለፉ…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሰዓት 1፡30 ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ንርሰናል ክተተኣናግድ ኢያ። ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብቲ ሊግ 33 ነጥቢ ብምእካብ መበል 15 ደረጃ ትርከብ እንትትከውን፤ ኣርሰናል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ኮሚኒኬሽን ኣብ ህንፀት ብሄራዊ ያታ ዝለዓለ ግደ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ኮሚኒኬሽን ዝተሰሓሓተ መረዳእታ ኣብ ምእራም፣ ኣፍረስቲ ኣጀንዳታት ብምምካት ኣብ ህንፀት ብሄራዊ ያታ ዝለዓለ ግደ ክዋፃእ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ፍርቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊትና ካብ ውግንና ዝፀረየ ሓይሊ ሰላም ኢዩ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊትና ካብ ፓለቲካ፣ ዘርእን ሃይማኖትን ውግንና ዝፀረየ ሓይሊ ሰላም ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዥር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ንሰለስተ ዓመታት ብመርሃ ግብሪ ዲግሪ ዘሰልጠኖም መበል…
ስፓርት ሎሚ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሽዱሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሽዱሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እቲ መርሃ ግብሪ፥ ኖቲንግሃም ፎረስት ምስ ማንቼስተር ሲቲ ሰዓት 9፡30 ከካይዳ ኢየን። ሰዓት 12፡.00 ድማ፥ ብራይተን ምስ ፉልሃም፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማዕርነት ስርዓተ ፆታ ኣብ ኩሉ ዓውዲ ንክረጋገፅ ይስራሕ ኣሎ-ሚኒስትር ዴኤታ ሶፊያ ካሳ(ዶ/ር) Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 49 ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ተረኺበን መልእኽቲ ዘሕለፋ ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወይዘሮ ፍረ ወይኒ ገ/ሄር፥ በብምዕራፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲፕሎማት ኢትዮጵያዊ መንእሰይ – ቸርነት ሃሪፎ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲፕሎማት ኢትዮጵያዊ መንእሰይ ቸርነት ሃሪፎ ቀዋሚ ተወካሊ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢጋድ ብምዃን ተሸይሙ። እቲ ዲፕሎማት መንእሰይ፥ ደብዳበ ሹመቱ ንዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣቕሪቡ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብመሰረት ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ መፅሓፍ ተምሃራይ ንምድላው ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ቅድመ ቀደማይ ጀሚሩ ክሳብ ሻምናይ ክፍሊ ብመሰረት ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ መምርሒ መምህርን መፅሓፍ ተምሃራይን ንምድላው ዘኽእል ዘተ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ዝምልከቶም ኣካላትን ይሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ህልዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእከላዊ እዚ ዳሎል ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእከላዊ እዚ ዳሎል ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ጅማ ይኽበር ኣሎ። ዳይሬክተር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሰራዊት ምክልኻል ብርጋዲየር ጀኔራል ሁሉሃገርሽ ደረስ፥ ደቂ ኣኒስቲዮ ምስ ደቂ ተባዕቲዮ ማዕረ ጅግንነተን ኣርእየን…