ቢዝነስ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኮሪያ ሪፐብሊክ ዘቲየን Desta Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኮሪያ ሪፐብሊክ ጁንግ ካንግ ዘቲየን። እቲ ዘተ፥ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣዉሮፓ ቁልፊ መሓዛ ኾይና ምቕፃላ ተገሊፁ Desta Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣዉሮፓ ቁልፊ መሓዛ ኾይና ምቕፃላ ኣምባሳደር ሕብረት ኣዉሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮም ኢመስበርገር ገሊፀን፡፡ መቐመጢአን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበራ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣዉሮፓ ሓበራዊ መግለፂ ሂበን፡፡ ኣምባሳደር ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር ) ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተመዛበሉ ወገናት ስራሕቲ ምጥያሽ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣተሓሳሲቦም Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)÷ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋፀመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተመዛበሉ ወገናት ስራሕቲ ምጥያሽ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣተሓሳሲቦም፡፡ ኣብ…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ 100 ሺሕ ተመልከትቲ ዘተኣናግድ ስታዲየም ክትሃንፅ ኢያ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ 100 ሺሕ ተመልከትቲ ዘተኣናግድ ሓዱሽ ዓብዪ ስታዲየም ክትሃንፅ ምዃና ዕላዊ ገይራ፡፡ ብክልተ ቢሊየን ፓውንድ ወፃኢ ዝህነፅ እቲ ሓዱሽ ስታዲየም ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ዓመት ክዛዘም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ተገሊፁ፡፡ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግሩፕ ኢነርጂ ቻይና ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ኣብ ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘኽእሎ ዘተ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ግሩፕ ዓለም ለኸ ኢነርጂ ቻይና ቺያዎ ሽዩቢን ተዛቲዮም፡፡ ናይ ክልቲኦም ወገናት ዘተ፤ እቲ ትካል ክወፈረሎም ኣብ ዝኽእለሎም መመሓየሺ መመሓላፊ መስመራት ሓይሊን ካብ ዋና መስመር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቶት ስትራቴጂ ማእኸላይ ግዘ ምፅዳቑ ንጠንካራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ወሳኒ ትልሚ ምዃኑ ተገሊፁ Desta Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት እቶት ስትራቴጂ ማእኸላይ ግዘ ምፅዳቑ ንጠንካራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ወሳኒ ትልሚ ምዃኑ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ገሊፀን፡፡ “ዓወታት ልምዓት ንምድጋፍ ኣተሓሳስባ እቶት ዉሽጢ ዓዲ ምጉልባት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንድሕር ተጊህና ኢትዮጵያ ካብ ርዳእታ ወፂኣ ንካልኦት ክትረድእ ትኽእል ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንድሕር ተጊህና ኢትዮጵያ ካብ ርዳእታ ወፂኣ ንካልኦት ክትረድእ ትኽእል ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቆላማ ከባታት ምብራቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ሜላ ኮሚኒኬሽን ቀዳማይ ሚኒስትር ፍልይ ብዝለ መገዲ ግልፅነትን ተበፃሕነትን ብምሕሳብ ዝተወገነ ኢዩ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ… Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2025 0 ቀንዲ ዕላማኡ ድማ ብፍሉይ ኣረኣእያ ሓሳባት፣ ንስራሕ ተበግሶ ዝፈጥሩ ልምዲታትን ተግባራትን ኣብ ምውሳኽ ዘድሀበ ኢዩ። ሓል ሓሊፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልላት ዝርከቡ ፀብፃባት ስራሕ ንካልኦት ፍልፍል ንኸለዓዕሉ ብምባል የካፍሉ። ኣብዚ ከይዲ ድማ ልውውጣት ስራሕ ክልላት ጎሊሆም ይረኣዩ፤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎረባብቲ ሃገራት ሓዊሱ ኣብ ግምት ዘእተወ መወገዲ ሓደገኛ ኬሚካላት ናብ ሃገር ክህነፅ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ባዕላ ሓሊፉ ንጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ግምት ዘእተወ መወገዲ ሓደገኛ ኬሚካላት ናብ ሃገር ክክትሃንፅ ምዃና ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር) ገሊፀን፡፡ እተን ዋና ዳይሬክተር ከምዝገለፀኦ፤ ኢትዮጵያ ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መከፋፈሊ ጣብያታት ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ተወሳኺ 310 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምርካብ ተኻኢሉ Desta Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ መከፋፈሊ ጣብያታት ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ምዕባይ ዓቕሚን ምምዕባልን ተወሳኺ 310 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምርካብ ምኽኣሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር መተሓባበሪ መምርሒ ሪጅናት እቲ ትካል ጋሻው…