Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምልታም ኣውሮፕላንን ሄሊኮፕተርን ክሳብ ሐዚ 19 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምልታም ኣውሮፕላንን ሄሊኮፕተርን ክሳብ ሐዚ 19 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ምምሕዳር ኣቪዬሽን ኣሜሪካ ከምዝበሎ፥ እታ ኣውሮፕላን 60 ተጓዓዝቲን 4 ሰራሕተኛታት በረራን ብምስፋር ትጓዓዝ ዝነበረት ኢያ። እታ ሄሊኮፕተር…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ተወካሊ ፓርቲ ኣር ኤን ኣይ ሞሮኮ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚደንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ተወካሊ ፓርቲ ኣር ኤን ኣይ ሞሮኮ መሃመድ ሳዲኪ (ፕ/ር) ዘቲዮም። መሃመድ ሳዲኪ(ፕ/ር) ኣብ መበል…

ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ፓትሪዮቲክ ፍሮንት ሩዋንዳ ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ፓትሪዮቲክ ፍሮንት(ኣር ፒ ኤፍ) ሩዋንዳ ዌለርስ ጋሳማጌራ ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም። ጋሳማጌራ ኣብ 1987 ዓ.ም.ፈ ዝተጣየሸ ፓርቲ ፓትሪዮቲክ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 17 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 17 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ፥ ረቂቕ ኣዋጅ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ብዝምልከት ዝቐረበ ፀብፃብን ውሳነ ሓሳብን የዳምፅ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኣብ ቀፃሊ እውን ሹመት ሕፁይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ከፅድቕ ኢዩ…

ተሳተፍቲ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ምህናፅ ኣብ ዘሎዉ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሳተፍቲ ካብ 23 ክሳብ 25 ጥሪ 2017 ዝካየድ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ምህናፅ ኣብ ዘሎዉ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዑደት ኣሳሊጦም ኣዲስ ኣበባ ናይ ነበርታ ዕለታዊ ምንቅስቓስ ዘማዕብሉ ዝርገሐ መሰረተ…

ኣብ ዋሽንግተን ልዕል 60 ሰባት ዘሳፈረት ነፋሪትን ሰለስተ ወተሃደራት ዝሓዘት ሄሊኮፕተርን ተላቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንግተን ልዕል 60 ሰባት ዘሳፈረት ነፋሪትን ሰለስተ ወተሃደራት ዝሓዘት ሄሊኮፕተርን ኣብ ኣየር ምልታመን ተገሊፁ።   ምምሕዳር ኣቬሽን እታ ሃገር፥ እታ ነፋሪት 60 ተጓዓዝቲን ኣርባዕተ ሰራሕተኛታትን ኣሳፊራ…

ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ፀረ ግብረ ራዕዲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ፀረ ግብረ ራዕዲ ብኣየር ወለድነት ኣመሪቑ። ኣዛዚ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ሌተናል ጄኔራል ሹማ ኣብደታ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ብምርካብ፥ ንተመረቕቲ ፍሉይ ምልክት ኣየር ወለድ ዝኾነ ናይ…

ቅዱስ ጊዮርጊስ ንወላይታ ድቻ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 17 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንወላይታ ድቻ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኣብዱ ሳሚዮን ኣማኑኤ ኤርቦን ጋንታ ቅዱስ…

ኣብ ኣውሮፓን ኣፍሪካን ዝተውፃእፅኡ በፃሕቲ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣውሮፓን ኣፍሪካን ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 100 በፃሕቲ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም። ኣብ ዑደቶም ድማ መፃኢ ወለዶ ኢትዮጵያ ብዘምህር፣ ብዘተኣሳስርን ታሪኹ ብዝሓለወን መልክዑ ዝተሃነፀ ዝኽ ዓወት ዓድዋ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም፡፡ ዋና…

ኣብ ደቡብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምምሕምሻሽ ኣውሮፕላን 20 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን ግዝኣት ዩኒቲ ንኡሽተይ ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ 20 ሰባት ህይቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እታ ኣውሮፕላን ካብታ ግዝኣት ተበጊሳ ናብ ርእሰ ከተማ ደቡብ ሱዳን ጁባ እናምረሐት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ሓላፊ ኮሙኒኬሽን ግዝኣት…