Fana: At a Speed of Life!

ዓውዲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ዘደንገፀ ዲፕሲክ መጥቃዕቲ ሳይበር ኣጋጢሙዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስተለቐቐ ኣብ ሒደት መዓልቲታት ኣብ መላእ ዓለም ተቐባልነት እናረኸበ ዝመፅአ ሓጋዚ መተግበሪ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ቻይና ዝኾነ ዲፕሲክ መጥቀዕቲ ሳይበር ከምዘጋጠሞ ተሓቢሩ፡፡ ዲፕሲክ ንቻትጂፒት (ChatGPT) ኣሜሪካ ዝነሓናሕን ተደላይነቱ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ሽመት ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ኣኼባኡ ሽመት ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ ባይቶ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 17ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ሓፈሻዊ…

2ይ ዙር ውድድር ቁርዓንን ኣዛንን ዝቕፅል ሰንበት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ዙር ዓለም ለኸ ውድድር ቁርዓንን ኣዛንን ኢትዮጵያ 25 ጥሪ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ውድድር ዝተሰናደአ ብላዕለዋይ ሓላዋይነት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ብማሕበር ቁርዓን ዘይድ ኣብን ሳቢት…

ጉባኤ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኪጋሊይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 26 ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል እናተሳተፉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብቲ…

ፓርቲ ብልፅግና ሰላም ንምፅናዕ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቖራፅነት እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ቅድሚ ኩሉ ሰላም ንምፅናዕን ልምዓት ብምርግጋፅን ብቖራፅነት እናሰርሐ ምዃኑ ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ ገሊፆም። ዘላቒ ሰላም ንምፅናዕ፣ ሃገራዊ ትልሚታት ልምዓትን ንምዕዋት እውን ዝተጀመሩ ኩለመዳያዊ ፃዕሪታት ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ…

ኢትዮጵያ ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ዓቕማ ናብ 13 ሺሕ ሜጋ ዋት ክተዕቢ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2028 ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ዓቕማ ናብ 13 ሺሕ ሜጋ ዋት ክብ ንምባል ከምዝሓሰበት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣጽቀ ስላሴ ኣፍሊጦም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ዝሕደስ ሓይሊ ኣፍሪካ ኣብ ዝተኻየደ ፓናል…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ሚኒስቴር ላዕለዋይ ትምህርቲን ምርምርን ጣሊያን ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ሚኒስቴር ላዕለዋይ ትምህርቲን ምርምርን ጣሊያን ንምስራሕ ዘኽእሎ ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር)ን ሚኒስትር ላዕለዋይ ትምህርቲን ምርምርን ጣሊያን ኣና ማሪያን ክታሞም…

ኣብ ትግራይ ን30 ሽሕ ህፃናት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ምብሳር ምግብና ተምሃሮ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሸሞንተ ከተማታት ክልል ትግራይ ን30 ሽሕ ህፃናት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ምብሳር ምግብና ተምሃሮ ሎሚ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ፃባን ርግኦን ዝተሓወሶ ሃናፃይ ምግቢ ንህፃናት ተምሃሮ ዝወሃበሉ አንትኸውን፥ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ…

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ብፍርቂ ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ምምሕያሽ ናብራ ይትግበር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ኣብ 2017 ዓ.ም ብፍርቂ ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ምምሕያሽ ናብራ ይትግበር ከምዘሎ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብተሃም በላይ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

513 ትካላት ዓውዲ ኢነርጂ መረጋገፂ ብቕዓት ከምዝወሰዳ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ 513 ትካላት ዓውዲ ኢነርጂ መረጋገፂ ብቕዓት ከምዝወሰዳ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ገሊፁ። ብኤሌክትሮ መካኒካልን ኤሌክትሪካል ስራሕቲን ተቛረፅቲ ከምኡውን ብኤሌክትሪካል ኢንጂነሪንግ ናይ ምምኻር ኣገልግሎት መረጋገፂ ብቕዓት…