Fana: At a Speed of Life!

ኣብ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ሄክታር መሬት ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን ክውገን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2018 ኣብ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ሄክታር መሬት ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንምውውጋን ምድላው ተዛዚሙ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ልምዓት፣ ሃለዋን ክንክንን ሃፍቲ ተፈጥሮ ፋኖሴ መኮንን ከምዝበሉዎ÷…

ኣብ ክልል ትግራይ ከይዲ ምኽክር ብእዋኑ ንኽካየድ ግደ መዳርግቲ ኣካላት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ከይዲ ምኽክር ብእዋኑ ንኽካየድ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ክሰርሑ ይግባእ ኢሉ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ኮሚሽን ጥበቡ ታደሰ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ፤ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ…

ነገሌ ኣርሲ ንምድረ ገነት ሽረ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ነገሌ ኣርሲ ንምድረ ገነት ሽረ 1 ን 0 ስዒራ። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ነገሌ ኣርሲ ዝተዓወተትላ ሸቶ ከቤ ብዙነህ ኣመዝጊቡዋ። ፀወታ እቲ ሊግ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ከመዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያን ቻይናን ንዓሰርተታት ዓመታት ዝዘለቐ ጥንኩር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተቐቢሎም፡፡ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዘመላኸቶ፤ እቲ…

በዓል ልደት ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዝተፈላለያ ክፋላት ዓለም ብዝተላለዩ መደባት ትማሊ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ በዓል ልደት ናይ ኢየሱስ ክርስቶስ ልደት ብምሕሳብ ዝኽበር እንትኸውን÷ እቲ በዓል ኣብ ወርሒ ታሕሳስ መበል 29 መዓልቲ ክኽበር ኢዩ።…

ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ኣርሰናልን ሊቨርፑልን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ሊቨርፑል ዘካይደኦ ፀወታ ልዑል ሃንቀውታ ፈጢሩ ይርከብ። ነቲ ሊግ ብ48 ነጥቢ እናመርሑ ዝርከቡ መድፈዐኛታት ሎሚ ምሸት ሰዓት 5:00 ኣብ ሜዳኦም ኤምሬትስ ንሊቨርፑል ዘተኣናግዱሉ…

ቅድመ ስሩዕ ትምህርቲ ንዝቕፅል ሓይሊ ሰብ ዘጠናኽር ኢዩ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅድመ ስሩዕ ትምህርቲ ህፃናት ኣብቲ ዓውዲ ዝተወሰደ ንኢትዮጵያ ወሳኒ ቁልፊ መስተኻኸሊ ስጉምቲ ኢዩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፡፡ ቅድመ ስሩዕ ትምህርቲ ህፃናት ኣብ ትምህርቶምን ህይወቶምን ዕዉታት ንኽኾኑ ዘድልዮም ክእለትን ፍልጠትን…

ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ እትከናኸን ከተማ ኮይና ኣላ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ እትከናኸን ከተማ ኮይና ኣላ ኢለን ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ጉለሌ ንዓቕመ ደካማ ወገናት መዓዲ ኣካፊን። ከንቲባ ኣዳነች…

በዓል ልደት ናይ ወፃኢን ውሽጢ ሃገር ዕዱማት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ላሊበላ ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብዙሓት ምእመናን፣ ናይ ወፃኢን ውሽጢ ሃገር ዕዱማት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ላሊበላ ብድምቀት ተኸቢሩ። ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ሰሜን ወሎ፣ ደቡብን ወሎን ከሚሴ ኣባል ቅዱስ ሲኖዶስን ብፁዕ ኣቡነ ኤርምያስ ሓዊሱ…