ግብፂ ንሃገራት ልምዓት እቲ ዞባ ከይዕወት ንዘመናት ክትሃስየን ፀኒሓ እያ – ሚኒስቴሪ ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግብፂ ኣብ ልዕሊ ሃገራት እቲ ዞባዊ ሸቶታት ልምዓተን ንኸይዕወት እትፍፅሞ ማህሰይቲ ሓዱሽ ተርእዮ ዘይኮነስ ንዘመናት ክትክተሎ ዝፀንሐት ስትራተጂ እዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ።
ውሃቢ ቃል እቲ ሚኒስትሪ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው…