ቀ/ሚ ኣቢይ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያታት ስነ-ጥበብ ሓምለዋይ ዓሸራ ዝገልፅ ቪዲዮ ኣዳሊዮም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ንኽለቁ ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያታት ስነ-ጥበብ ሓምለዋይ ዓሸራ ዝገልፅ ቪዲዮታት ብምስንዳእ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ንኽለቁ ፀዊዖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቴሌግራም ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ ፅሑፍ፥ ናይዚ…