ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ፕሬዚዳንት ፑቲን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ቭላድሚር ፑቲን ኣፍሊጦም።
እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ሓለፍቲ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት÷ ኩለመዳይ ርክብ ሩሲያን…