ኣየር ወለድ ንሉኣላዊነት ሃገር መስዋእቲ ዝኸፈሉ ሰብ ውዕለታ ሃገር ኢዮም – ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ኣየር ወለድ ንሉኣላዊነት ሃገርን ንኽበሪ ህዝቢን ልዑል መስዋእቲ ዝኸፈሉ ሰብ ውዕለታ ሃገር ኢዮም ክብሉ ኣዛዚ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ሌተናል ጄነራል ሹማ ኣብደታ ገሊፆም፡፡
ሌተናል ጄኔራል ሹማ ኣብደታ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ…