Fana: At a Speed of Life!

ኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ካብ ሰዓት 7 ለይቲ ክሳብ ፅባሕ ንጎሆ ሰዓት 12 ኣገልግሎት ኣይህባን-ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) መስ ምምሕያሽ ሲስተም ተዛሚዱ ኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ካብ ሰዓት 7 ለይቲ ክሳብ ፅባሕ ንጎሆ ሰዓት 12 ኣገልግሎት ኣይህባን ክብል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ዓማዊል  ነዚ ፈሊጡ ኣድላዪ መድላው ንክገበር ኣተሓሳሲቦም።…

ኣይ ኣር ሲ ጎንፂ ኣብ ዘጋጠሞም ከባቢታት ዝገብሮ ደገፍ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ብካንትሪ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኮሚቴ ህይወት ኣድሕን(ኣይ ኣር ሲ) ፓውሎ ሲሙስቺ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኣወሃህባ ምላሽ ሓደጋ ምስ መዳርግቲ ትካላት ብቕርበት ብምስራሕ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ከይዲ ህንፀት ሸቤልለይ ሪዞርት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ሀንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን መከትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝኾነ ከይዲ ህንፀት  ሸቤልለይ ሪዞርት ርእዮም። ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ፀወትኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ምፅራይ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ፀወትኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ኣቢጃን ከምዝካየድ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣቐዲሞም ናብ…

ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ምጉልባት ዓቕሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ብምትሕብባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ፌዴሪኢ ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ሩባንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ቻርለስ ካራምባ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲአን ሃገራት ዝበለፁ ተመክሮታት ብምልውዋጥ ዘላቒ ሸቶታት ልምዓት ንምዕዋት በምትሕብባር…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባሕርዳር ከተማ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባሕርዳር ከተማ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ኣብታ ከተማ ዝተሃነፁ መሀደሲታትን ገዚፍ…

ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ሚኒስር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ሚኒስር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኣፍሪካ ሎርድ ሃይበሪ ኮሊንስ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ብምድሃብ ዕውት ምይይጥ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ኣይተ…

ኒሆን ሂዳንክዮ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2024 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መጥቃዕቲ ኒውክለር ቦምብ ሂሮሺማን ናጋሳኪን ዝተረፉ ጃፓናውያን ዘጣየሹዎ ‘ኒሆን ሂዳንክዮ’ ዝተብሃለ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2024 ኮይኑ። ኒሆን ወይ ድማ ሂባኩሻ እናተብሃለ ዝፍለጥ እቲ ማሕበር÷ ኒውክለር ቦምብ ዳግም ኣብ ረብሓ ከይውዕል…

ካብ 4ይ ክሳብ መበል 13 ሰሙን ዘለዉ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምትዕርራይ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 4ይ ክሳብ መበል 13 ሰሙን ኣብ ዘለዉ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምትዕርራይ ከምዝተገበረ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ሰሙን መርሃግብሪ ፀወታታት ኣብ…

ኢትዮጵያ ሉእላውነት ምግቢ ብምርግጋፅ ካብ ኣፍሪካ ካልአይቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝምዝገብ ዘሎ ዓወት ስዒቡ ምግቢ ውሕስና ኣብ ምርግጋፅ ከይዲ ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ካልአይቲ ከምዝኾነት ተገሊፁ። Africa IOA ዝተብሃለ ትካል ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፥ ኣብ ዓውዲ ግብርና ብዝምዝገብ ዘሎ ምዕባለ ኢትዮጵያ ብምግባ…