ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ፋብሪካ መሕፀቢ ፈሓም እምኒ ልምዓት ዕደና ኢቲ ኣ.ማ መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ዞባ ዳውሮ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መሕፀቢ ፈሓም እምኒ ልምዓት ዕደና ኢቲ ኣ.ማ መሪቖም ከፊቶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ፋብሪካ…