Fana: At a Speed of Life!

ሂዝቦላህ ናብ ከተማ ሃይፋ ልዕሊ 100 ሮኬታት ኣወንጪፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዝቦላህ ኣብ አስራኤል ናብ እትርከብ ከተማ ሃይፋ ልዕሊ 100 ሮኬታት ኣወንጪፉ። ነታ ከተማ ከምዚ ዓይነት መጥቃዕቲ አንትወርዳ ድሕሪ 18 ዓመታት ንፈለማ እዋን ከመዝኾነ ተሓቢሩ። እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ብነፈርትን አግረኛን ኣቢላ ነእትፍፅሞ…

ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ኮይነ ንምግልጋል ብምስያመይ ክብሪ ይስመዐኒ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ኮይነ ንኸገልግል ብምስያመይ ክብሪ ይስመዐኒ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ነዛ ዓባይን…

ብልፅግና ሃገርና ምቕፃል ዘኽእል ዘተኣማምን ሓይሊ ሰላም ምፍራይ ተኻኢሉ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ብልፅግና ሃገርና ምቕፃል ዘኽእል ዘተኣማምን ሓይሊ ሰላም ምፍራይ ተኻኢሉ ኢዩ ከብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ቢሾፍቱ ማእኸል መረጋገፂ ድልዉነት ብምርካብ…

ኣንድሪያስ ኢንየስታ ጫምኡ ከምዝሰቅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ካብ ዝተራእዩ ብሉፃት ተፃወትቲ ሓደ ምዃኑ ዝንገረሉ ኣንድሪያስ ኢንየስታ ኣብ መበል 40 ዓመቱ ጫምኡ ከምዝሰቐለ ኣፍሊጡ። ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ኣብ 131 ግጥማት ዝተፃወተ ስፔናዊ ተፃዋታይ÷ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ…

ሸሞንተ ፕሮጀክቶች ናይ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር

ሸሞንተ ፕሮጀክቶች ናይ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኮሪደርን ዳግመ ምልማዕን ካሳንቺስ- እስጢፋኖስ-መስቀል ኣደባባይ- ሜክሲኮ- ቸርችል-ኣራት ኪሎ እና (ንውሓት እቲ ኮሪደር 40.4 ኪ/ሜ) ጫካ ፕሮጀክት (ሳውዝ ጌት)- መገናኛ- ሃያ ሁለት- መስቀል ኣደባባይ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብዚ ሰሙን ከምዝተጀመረ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጠን። ከንቲባ ኣዳነች ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓ ኮሪደር ኣመልኪተን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ዝርዝር መብርሂ ሂበን። ቀንዲ…

ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኢሳያስ ጅራን ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት መደረ ገይሮም።…

ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ረብሓ ምትግባር ኩለመዳይ ዕቤት ክውዕል ይግባእ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ብምድንፋዕ ኣብ ኣብ ረብሓ ምትግባር ኩለመዳይ ዕቤት ክውዕል ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቴዎድሮስ…

ፅሬት ፍርያት ቡን ብምምሕያሽ ሸርፊ ወፃኢ ንምድንፋዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ፍርያት ቡን ብምምሕያሽ ካብቲ ዓውዲ ዝርከብ ሸርፊ ወፃኢ ንምድንፋዕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ነቲ ዓውዲ ትኹረት ብመሃብ ቡን ብኩታ-ገጠም ምፍራይን…

ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። “ትራንስፎርሜሽን ሎጂስቲክስ ንዘላቒ ምዕባለን ዕብየትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ኣፍልጦ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ናይ ዝነበረ…