ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ስርዓት ዕዳጋ ውፅኢታት ነዳዲ ፀዲቑ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ጉባኤ ኣዋጅ ስርዓት ዕዳጋ ውፅኢታት ነዳዲ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ። ኣካቢት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ንግዲን ቱሪዝምን ወ/ሮ አይሻ ያህያ፥ መዐደሊ ነዳዲ ዘይተቖራረፀ ኣገልግሎት ንክህባ ንምግዳድ ነዳዲ ኣብ ውሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሽይጣት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝህነፅ ቤተ መፃሕፍቲ ጋምቤላ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሽይጣት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ቤተ መፃሕፍቲ ህዝቢ ጋምቤላ ከህነፅ ኢዩ። ፍሉይ ኣማኻሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ብርሃኑ ደጀኔ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ካብ ሽይጣት እቲ መፅሓፍ ብዝርከብ ኣታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ዝሰልጠኑ መበል ሻምናይ ዙር ሰልጠንቲ መገዲ ኣየር ተመሪቖም Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ኢ)ኣብ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ዝሰልጠኑ መበል ሻምናይ ዙር ሰልጠንቲ መገዲ ኣየር ተመሪቖም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ዝተረኸቡ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብርጋዴር ጀነራል ነገራ ለሊሳ፥ ኢትዮጵያ ንዓብዪ ህዝቢ ብዝምጥን መገዲ ትህነፅ ኣላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋ ትራፊክ ንምንካይ ዘኽእል ቴክኖሎጂታት ክተኣታቶ ኢዩ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ኢ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋ ትራፊክ ንምንካይን ንህዝቢ ዝውሃብ ኣገልግሎት ንምምሕያሽን ዘኽእል ቴክኖሎጂታት የተኣታትው ከምዘሎ ቢሮ ትራንስፓርትን መራኸብን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ምስ ፓሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ግደ መናእሰይ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ኢ)ኣብ ዓዲግራት ግደ መናእሰይ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ መናእሰይ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም ብዝብል መራሒ ሓሳብ ምሰ መናእሰይ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰረተ-ልምዓታት ናይ ምዝዋር ስራሕ ኣብ መወዳእታ እዚ ወርሒ ክዛዘም ኢዩ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ኢ)ብለምዓት ኮሪደር ዝዛወሩ መሰረተ-ልምዓታት ኣብ መወዳእታ እዚ ወርሒ ንምዝዛም ይስራሕ ከምዘሎ ኣገልግሎት ኤሌከትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ካልኣይ ዙር ልምዓት ኮሪደር ኣብ 14 ከተማታት እቶም መሰረተ ልምዓታት ናይ ምዝዋርን መሊስካ ሀንፀትን ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኣካቢት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ንግዲን ቱሪዝምን ወ/ሮ ኣይሻ ያህያ፥ ስርዓት ዕዳጋ ውፅኢታት ነዳዲ ንምድንጋግ ዝተሰናድአ ረቂቕ ኣዋጅ ዝጠመተ ፀብፃብን ውሳነ ሓሳበን ኣቕሪበን። ቃላ…
Uncategorized ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኣዲጋላ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘሎ ዝምድና ኢኮኖሚ ዘጠናኽር ኢዩ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኤሌክልትሪክ ኢትዮጵያ፥ በዓል 230 ኪሎ ቮልት ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኣዲጋላ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘሎ ዝምድና ኢኮኖሚ ብዝበለፀ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር መምርሒ ኮሚኒኬሽን እቲ ትካል ኣይተ ሞገስ መኮነን፥ እቲ ጣቢያ ና…
ስፓርት ባህርዳር ከተማ ንሃዋሳ ከተማ ስዒራታ Gebremariam Weldegerima Jan 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ ምሃዋሳ ከተማ ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስና ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ባህርዳር ከተማ ብብሕታዊት ሸቶ ጄሮም ፍሊፕ ንሃዋሳ ከተማ 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቲቫል ባህሊን ኪነ-ጥበብን ምብራቕ ኣፍሪካ ንምስንዳእ ፃዕሪ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌስቲቫል ባህሊን ኪነ-ጥበብን ምብራቕ ኣፍሪካ ንምስንዳእ ፃዕሪ እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ መላእ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ባህላዊን ኪነ-ጥበባዊን ክብሪታት ገዛኢ ተረኻትን…