ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ህብረ-ብሄራዊ ሓድነት ዘንፀባርቕን ሓድነት ዝሃንፅን ክኸውን ኣለዎ-ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ህብረ-ብሄራዊ ሓድነት ዘንፀባርቕን ሓድነት ዝሃንፅን ክኸውን ኣለዎ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ተዛሪቦም።
መርሃ ግብሪ መብሰሪን መጀመሪ ስራሕን ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ግራንድ ኤሊያና…