ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ምንጋስ ምርግጋዕ እዚ ቀጣና ብሓባር ንምስራሕ ዘለወን ቁርፀኝነተን ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይኛ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ።
እቲ ጉጅለ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓመድ ውፅኢታዊ ዘተ ዝገበረ እንትኸውን፥ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…