ኣብ ትግራይ ዘሎ ዝርገሐ ኤች ኣይቪ ንምቁፅፃር ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ኣመራርሓ ኣካላትን ይሰርሕ ከም ዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕነት ኣብ ምቁፅፃር ኤች ኣይቪ ኤድስ ልዑል ግደ ከም ዘለዎ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቲ ቢሮ በቢ ዓመቱ 22 ሕዳር ዝኽበር መዓልቲ ኤች ኣይቪ ኤድስ ኣመልኪቱ ሎሚ 19 ሕዳር 2017 ዓ.ም ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፥ ሎሚ…