ሐዚ ዘሎ ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ስሉጥ ምዕባለ እንበር ሚሊዮናት ዝሃልቁሉ ታሪክ ጥምየት ኣይኮነን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሐዚ ዘሎ ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ስሉጥ ምዕባለ እንበር ሚሊዮናት ዝሃልቁሉ ታሪክ ጥምየት ከምዘይኮነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ 1977 ብድርቂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ተዘይሙ ዜጋታት ድጋፍ ዝተኣከበሉ ‘Do they…