ሰራዊት ምክልኻል ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዘተባብዕ ስራሕቲ ግብርና የሳልጥ ኣሎ- ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዘተባብዕ ስራሕቲ ግብርና የሳልጥ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ገሊፀን።
በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣለሚቱ ኡሞድን ካልኦት…