ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሱዳን መዘነኣ ተሳዒራ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ (ቻን) ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሱዳን መዘነኣ 2 ን 0 ተሳዒራ፡፡ ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ናይ ወመዳእታ ዙር መፃረዪ ፀወታ ቻን ቀዳማይ እግሪ ፀወታ ሰዓት 11 ኣብ ሊቢያ ቤንጋዚ ስታዲየም…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ እንትሰዓር ቼልሲ ነጥቢ ተኻፊላ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 17 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ኦልድትራፎርድ ንቦርንሞውዝ ዘተኣናገደት ማንቼስተር ዩናይትድ 3 ን 0 እንትሰዓር ቼልሲ ምስ ኤቨርተን ነጥቢ ተኸኻላ፡፡ ካብ ሰዓት 11 ጀሚሩ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቦርንማውዝ ንኽትዕወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጥቂ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ስምምዕነት ሰላም ብምፍፃም ኣብ ብሄራዊ ዘተ ንኽሳተፉ ፃውዒት ነቕርብ – ሰኚ ነጋሳ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕጥቂ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ስምምዕነት ሰላም ብምፍፃም ኣብ መድረኽ ብሄራዊ ዘተ ንኽሳተፉ ፃውዒት ነቕርብ ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ሰኚ ነጋሳ ገሊፆም። ኣባላት ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ኣብቲ ዘተ እናተሳተፉ እንትኾኑ÷ ሰላም ዜጋታት…
ስፓርት ስለሺ ስህን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፁ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ስለሺ ስህን ካብ 26 ድምፂ 11 ድምፂ ብምርካብ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፁ። አትሌት ስለሽ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየዶ መበል 28 ስሩዕ ጉባኤ ኢዩ ተመሪፁ ዘሎ፡፡ እቲ ኣትሌት ንሓጋዚት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻዶም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ደቡብ ምዕራብ ሸዋ፣ ምብራቕ ወለጋ፣ ምብራቕ ሸዋ፣ ምዕራብ ጉጂ፣ ምብራቕ ቦረና፣ ቄለም ወለጋን ኣርሲን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻዶም። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 550 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)550 ሺሕ ኩንታል ተወሳኺ ዘበናዊ ዱኽዒ ዳፕ ዝፀዓነት መርከብ ትማሊ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐት ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ካብ ዘድሊ ዘበናዊ ዱኽዒ÷ እቲ 1 ሚሊየን 572 ሺሕን 500 ኩንታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ወለጋን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ወለጋን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻይዶም። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም። ሰላም ንምርግጋፅ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ምእታዎም ብምንኣድ፤ ኣብ ጫካ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 17 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅል ሓሙሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ኣጋግዘ ሰዓት 11 ኣብ ዝግበሩ ፀወታታት ጋንታ ቼልሲ ናብ ስታዲየም ጉዲሰን ፓርክ ብምምራሕ ምስ ኤቨርተን ክትራኸብ ኢያ። ብኣሰልጣኒ ሩበን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዕጡቓት ሃውቲ ናብ እስራኤል ዘወንጨፍዎ ሚሳኤል ዒላምኡ ከምዝወቕዐ ገሊፆም Desta Dec 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕጡቓት ሃውቲ የመን ናብ እስራኤል ዘወንጨፍዎ ሚሳኤል ወተሃደራዊ ዒላምኡ ከምዝወቕዐ ገሊፆም። ሰራዊት እስራኤል ብግድኡ፥ ካብቶም ዕጡቓት ዝተተኮሰ ሚሳኤል ኣብ ጥቓ ቴል ኣቪቭ ከምዝወደቐ ገሊፁ። ብሰንኪ እዚ ብውሕዱ 16 ሰባት ምቑሳሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዕጡቓት ሓይሊታት ንክቕበሉ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Dec 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዕጡቓት ሓይሊታት ንክቕበሉ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም። “ሃይማኖት ንሰላም፣ ንሓድነትን ህንፀት ሃገርን ዘለዎም ግደ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ጉባኤ ሰላም ኣብ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኣቦታት…