ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ህዝባዊ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ህዝባዊ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ። እቶም ህዝባዊ ሰልፊታት ኣብ ከተማታት ጎንደር፣ ደብረ ታቦር፣ ደባርቅ፣ ደብረ ማርቆስ፣ ሃርቡ፣ መተማ ዮሃንስ፣ ወረታ፣ ሊበን፣ ንፋስ መውጫ፣ ሰቆጣን ካልኦት ከተማታትን ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ኣተገባብራ መሊስካ ምጥያሽ ነበር ዕጡቓት ዘተ ማሕበረሰብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ኣተገባብራ መሊስካ ምጥያሽን ናብ ማሕበረሰብ ምፅምባርን ነበር ዕጡቓት ግደ ማሕበረሰብ እንታይ ክኸውን ከምዘለዎ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማታት ደሴን ኮምቦልቻን ህዝባዊ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማታት ደሴን ኮምቦልቻን ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተኻየደ ዝርከብ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ዝሓትቱ ህዝባዊ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ። እቶም ሰልፈኛታት መንግስቲ ኣብቲ ክልል እናካየዶ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝድግፉ መልእኽቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዶብ ሶማሌ ዝርከብ ሰራዊት ኣብ ኣተኣማማኒ ቁመና ምድላው ከምዝርከብ ተገሊፁ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዶብ ሶማሌ ዝርከብ ሰራዊት ኣብ ኣተኣማማኒ ቁመና ምድላው ከምዝርከብ ተገሊፁ። ኣመራርሓ እቲ ጥምር ሰራዊት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሰላም ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም። ሓላፊ መምርሒ ሓይሊ ምውፋር ዋና መምርሒ ወፍሪ ሰራዊት ጄኔራል ተስፋዬ ኣያሌው፥…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ኤር ኮንጎ” ብዝብል ስያመ ዝተውሃቦ መገዲ ኣየር ብምጥያሽ ስራሕ ጀሚሩ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ዴሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ መንግስቲ ኮንጎ ብምዃን “ኤር ኮንጎ” ብዝብል ስያመ ዝተውሃቦ መገዲ ኣየር ብምጥያሽ ስራሕ ጀሚሩ። ኤር ኮንጎ ብክልተ ቦይንግ 737 ኣውሮፕላናት ኣብ ከልቲአን ሃገራት ኣብ ዘለዉ ሸውዓተ መዕርፎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽአል ስምምዕነት ከቲመን። እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኮሚሽን ሚኒስቴራት ኢትዮጵያ ታንዛኒያ ከምዝተፈፀመ ተሓቢሩ። ሰላምን ፀፅታን፣ ኢኮኖሚ፣ ቱሪዝም፣ ግብርና፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓቃቢ ሰላም ሶማሊያ ዝተዋፈረ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣፍልጦ ተዋሂቡ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብልኡኽ ምዕቃብ ሽግግር ሰላም ኣፍሪካ(ኣትሚስ) ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ ሰራዊት ኢትዮጵያ ሜዳሊያ ክብሪ ተዋሂቡ። እቲ ሰራዊት ሽልማት ሜዳሊያ ዝተውሃቦ ኣብ ሶማሊያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምፍጣር ብዝሰርሖ ዝነኣድ ስራሕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣዛዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት መገዲ ኣስፋልት ይሳለጥ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ መገዲ ኣስፋልት፥ ሱር ኮንስትራክሽን ምስ ምምሕዳር እታ ከተማ ብመሰረት ዝኣሰሮ ዉዕል ዝህነፅ ዘሎ ኢዩ ተባሂሉ። ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ክካየድ ኢዩ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ካብ 12 ታሕሳስ ጀሚሩ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ከምዝካየድ ኣፍሊጡ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ሃይማኖት ንሳም ሓድነትን ምክብባርን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ጉባኤ፥ ኣብ መንጎ መንግስቲ ክልል…
ስፓርት ሙድሪክ ብግዚያዊነት ካብ ዓለም ለኸ ውድድራት ኩዕሾ እግሪ ተኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩክሬናዊ ተፃዋታይ ጋንታ ቼልሲ ሚካዬሎ ሙድሪክ ብግዚያዊነት ካብ ዓለም ለኸ ውድድራት ኩዕሾ እግሪ ከምዝተኣገደ ተረጋጊፁ፡፡ እቲ ተፃዋታይ ዘይተፈቐደ መበረታትዒ ቅመም ተጠቒሙ ኢዩ ብዝብል ምርመራ እናተገበረሉ ብምዃኑ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ኢዩ…