ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ሕዳር ፅዮን ምኽኒያት ብምግባር መስሕባት ቱሪስት ናይ ምፍላጥ ስራሕ ክካየድ ኢዩ Desta Nov 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሕዳር ፅዮን ምኽኒያት ብምግባር መስሕባት ቱሪስት ከተማ ኣክሱምን ከባቢኡን ናይ ምፍላጥ ስራሕ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ባህሊን ቱሪዝምን እታ ከተማ ኣይተ ገብረመድህን ፍፁምብርሃን፥ 21 ሕዳር ዝኽበር ንግሰ በዓል ፅዮን ማሪያም…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ካርጎ ኣፍሪካ ተዓዊቱ Desta Nov 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ንመበል ካልኣይ እዋን ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ካርጎ ኣፍሪካ ተዓዊቱ። ስነስርዓት ኣወሃህባ እቲ ሽልማት ኣብ ከተማ ዱባይ ከምዝተሳለጠ ተሓቢሩ። እቲ ሽልማት ብገልፍ ሃገራት ነዝወሃቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንክትምዕብል መሰረት ዘንብሩ ትልሚታት ይትግበሩ ኣለዉ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Desta Nov 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንክትምዕብል መሰረት ዘንብሩ ትልሚታት ይትግበሩ ኣለዉ ከብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን መንግስታዊን ጠመተ ኣብ ዝገበሩ ዛዕባታት መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ምስ ታንዛኒያ ሎሚ ፀወተኣ ክተካይድ ኢያ Desta Nov 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2025 ኣብ ሞሮኮ ዝካየድ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ መበል ሓምሻይ ምድብ ፀወታታት ኢትዮጵያ ምስ ታንዛንያ ሎሚ ከራኽብ ኢዩ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1፡00 ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎኣብ ዝርከብ ስታዲየም ስታድ ደ ማርትየርስ ክካየድ ኢዩ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሃገራዊ ፀብፃብ መሰረት ብምግባር ኣብ ትሮይካ ሰለስቲኣዊ ጉጅለ ዝቐረበ ፀብፃብ ፀዲቑ Desta Nov 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል ራብዓይ ኩለ መዳይ መድረኽ ገምጋም ሰብኣዊ መሰላት ዘቕረበቶ ሃገራዊ ፀብፃብ መሰረት ብምግባር ኣብ ትሮይካ ዝተዳለወ ሰለስቲኣዊ ጉጅለ ፀብፃብ ፀዲቑ። ኢትዮጵያ ኣብ መበል ራብዓይ መድረኽ ኩለ መዳይ ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት…
ቴክኖሎጂ ናይ ኤሌክትሪክ መካይን ንምግጥጣም ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Nov 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኤሌክትሪክ መካይን ንምግጥጣምን ኣብ ጉዳያት ቴክኒክ ሓቢርካ ንምስራሕን ዝዓለመ ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ኢትዮ-ኢንጂነሪንግ ግሩፕ፣ ኤስ ጂ ኣውቶሞቲቭ ግሩፕን ሚስተር ሉታ ኢንቨስትመንት ግሩፕን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…
ስፓርት ጄክ ፖውል ኣብ ልዕሊ ማይክ ታይሰን ተዓዊቱ Desta Nov 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 58 ዓመት ኣሜሪካዊ ተጓሳጣይ ከቢድ ሚዛን ማይክ ታይሰን ምስ ወዲ 27 ዓመት ጄክ ፖውል ኣብ ዝገበሮ ፀወታ ተሳዒሩ። ታይሰን ሎሚ ንጎሆ ኣብ ዝገበሮ ግጥም ንገዛእ ርእሱ ካብ ፕሮፌሽናል ውድድራት ካብ ዘግልል ድሕሪ 19 ዓመታት ዝተሳለጠ…
ስፓርት ፖል ፖግባ ኣብ 2025 ናብ ሜዳ ክምለስ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ፖል ፖግባ ካብ ቅፅዓት መልሲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ናብ ሜዳ ኩዕሾ እግሪ ከምዝምለስ ተገሊፁ፡፡ ወዲ 31 ዓመት ፖል ፖግባ÷ ካብ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ጁቬንቱስ ምሰምረሐ ዝተኸልከለ ባእታ ተጠቒሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ደም ለጊሶም Desta Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ደም ለጊሶም። እቶም ሰራሕተኛታት ደም መልጋስ ህይወት ሰብ ምድሓን ከምዝኾነ ገሊፆም። ሕብረተሰብ ደም ምልጋስ ባህሉ ብምምዕባል ንወገኑ ብተግባር ከርእይ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ምስ ዝኾና ማርያም ሳሊም ተዛቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፤ እቲ ዘተ ዕዉት…