ብነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ዝተጣየሸ “ኣዳም ፋውንዴሽን” ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ደመቀ መኮንን ዝተጣየሸ "ኣዳም ፋውንዴሽን" ዕላዊ ኮይኑ፡፡
ኣዳም ፋውንዴሽን ምስ ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ ብምትሕብባር ዝተመጣጠነ ምግቢ ተበፃሒ ብምግባር ኣብ ኣፍሪካ ድኽዳኸ ንምግታእ ዕላማ ዝተሓንገጠ ኢዩ።…