ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይ ኣር ሲ ጎንፂ ኣብ ዘጋጠሞም ከባቢታት ዝገብሮ ደገፍ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ብካንትሪ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኮሚቴ ህይወት ኣድሕን(ኣይ ኣር ሲ) ፓውሎ ሲሙስቺ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኣወሃህባ ምላሽ ሓደጋ ምስ መዳርግቲ ትካላት ብቕርበት ብምስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ከይዲ ህንፀት ሸቤልለይ ሪዞርት ዑደት ገይሮም Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ሀንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን መከትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝኾነ ከይዲ ህንፀት ሸቤልለይ ሪዞርት ርእዮም። ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ…
ስፓርት ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ፀወትኡ ከካይድ ኢዩ Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ምፅራይ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ፀወትኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ኣቢጃን ከምዝካየድ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣቐዲሞም ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ምጉልባት ዓቕሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ብምትሕብባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ፌዴሪኢ ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ሩባንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ቻርለስ ካራምባ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲአን ሃገራት ዝበለፁ ተመክሮታት ብምልውዋጥ ዘላቒ ሸቶታት ልምዓት ንምዕዋት በምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባሕርዳር ከተማ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባሕርዳር ከተማ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ኣብታ ከተማ ዝተሃነፁ መሀደሲታትን ገዚፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ሚኒስር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ሚኒስር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኣፍሪካ ሎርድ ሃይበሪ ኮሊንስ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ብምድሃብ ዕውት ምይይጥ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ኣይተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኒሆን ሂዳንክዮ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2024 ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መጥቃዕቲ ኒውክለር ቦምብ ሂሮሺማን ናጋሳኪን ዝተረፉ ጃፓናውያን ዘጣየሹዎ ‘ኒሆን ሂዳንክዮ’ ዝተብሃለ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2024 ኮይኑ። ኒሆን ወይ ድማ ሂባኩሻ እናተብሃለ ዝፍለጥ እቲ ማሕበር÷ ኒውክለር ቦምብ ዳግም ኣብ ረብሓ ከይውዕል…
ስፓርት ካብ 4ይ ክሳብ መበል 13 ሰሙን ዘለዉ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምትዕርራይ ተገይሩሎም Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 4ይ ክሳብ መበል 13 ሰሙን ኣብ ዘለዉ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምትዕርራይ ከምዝተገበረ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ሰሙን መርሃግብሪ ፀወታታት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሉእላውነት ምግቢ ብምርግጋፅ ካብ ኣፍሪካ ካልአይቲ ኮይና Desta Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝምዝገብ ዘሎ ዓወት ስዒቡ ምግቢ ውሕስና ኣብ ምርግጋፅ ከይዲ ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ካልአይቲ ከምዝኾነት ተገሊፁ። Africa IOA ዝተብሃለ ትካል ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፥ ኣብ ዓውዲ ግብርና ብዝምዝገብ ዘሎ ምዕባለ ኢትዮጵያ ብምግባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን300 ትካላት ጥዕና ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቕራብ ዝዓለመ ፕሮጀክት ወግዓዊ ኮይኑ Desta Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ን300 ትካላት ጥዕና ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምቕራብ ን6 ነጥቢ 7 ሚሊየን ወገናት ኣገለግሎት ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ዝዓለመ ፕሮጀክት ወግዓዊ ኮይኑ። እቲ መርሃ ግብሪ ብብርኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ኡጋንዳ፣ ዛምቢያን ፓኪስታንን…