ኣብ ትግራይ ኣብ 266 ኣብያተ ትምህርቲ፣ 84 ትካላት ጥዕናን ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ክስራሕ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ፥ ኣብ 14 ወረዳታት ትግራይ ኣብ 266 ኣብያተ ትምህርቲ 84 ትካላት ጥዕና 844 ትካላት ማይ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ከምዝስራሕ ተገሊፁ።
ኣብ ምጅማር ብባንኪ ዓለም ዝፀደቑ ፕሮጀክታት ሕውየት ዝጠመተ…