ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ጉባኤ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ይካከድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ጉባኤ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካከድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ኩለን ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝተውፃእፅኡ ኣባገዳታትን ሃደ ሲንቄታትን ተሳቲፎም፡፡ ትውልዲ ብምምሃር፣ ሓድነት ብምጥንኻርን ሰላም ኣብ ምሕላውን ግደ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ውሕጅን ጋህሲ መሬት ዘስዕብ ዝናብ ክህሉ ኢዩ – ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 11 መዓልቲታ ዝህሉ ተደጋጋሚ ዝኾነ ከቢድ ዝናብ ውሕጅን ጋህሲ መሬትን ከስዕብ ስለዝኽእል ዝምልከቶም ኣካላት ኣድላዪ ጥንቃቐ ንኽገብሩ ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ፡፡ በዚ ድማ ኣብ ምዕራብ፣ ሰሜን ምዕራብ፣ ሰሜን፣ ሰሜን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎንፂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን መድሃኒት ፀረ ሕማም ዓሶ ከምዝከፋፈል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ምክልኻል ሕማም ዓሶ ንምጥንኻር ካብ ዝግበር ፃዕሪ ጎድና ጎድኒ፤ ጎንፂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዝግመት መድሃኒት ፀረ ሕማም ዓሶ ከምዝከፋፈል ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ብዋና ዳይሬክተር ዩኤስኤኣይዲ…
ቢዝነስ መመሓየሺ ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ንዕቤት ትካላት ፋይናንስ በሪ ከምዝኸፈተ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ስዒቡ ብሄራዊ ባንኪ ብዝወሰዶ መመሓየሺ ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ንዕቤት ትካላት ፋይናንስ በሪ ዝኸፈተ ወሳኒ ስጉምቲ ከምዝኾነ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ባንኪ ገሊፆም። ዕዳጋ ዝመርሖ ስርዓት ተመን ሸርፊ ወፃኢ ተግባራዊ ምግባሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ብቴሌ ብር ሱፐር ኣፕ ቪዛ ካርድ ምጥቃም ዘኽእል ኣገልግሎት ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብቴሌ ብር ሱፐር ኣፕ ኣቢልካ ቪዛ ካርድ ንምጥቃም ዘኽእል ኣገልግሎት ብዕሊ ኣጀሚሩ። እቲ ኣገልግሎት÷ ኢትዮ ቴሌኮም፣ ቪዛ ካርድን ባንኪ ኣቢሲኒያን ሎሚ መዓልቲ ብሓባር ኣጀሚሮምዎ፡፡ ቪዛ ዳይሬክትን ቴሌብር ሬሚት ኣፕን ቴሌብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta Aug 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ብዳይሬክተር ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም። ኣብ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ.ም ወግዓዊ ዝኾነ ኣብ ቀላማ ከባቢታት ተግባራዊ ዝግበር ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰበኽ ሳግም ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ንዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ፕሮግራም ወግዓዊ ኮይኑ Desta Aug 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዘለዎ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ንዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ፕሮግራም ወግዓዊ ኮይኑ። ኣብቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ግብርና ፍቅሩ ረጋሳ (ዶ/ር)ን ተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል ምግብን ሕርሻን(ፋኦ) ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት በዓል ኣሸንዳ ኣብ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ የውሃንስ ራብዓይ ስነ ስርዓት ተኸላ ፈልሲ ተሳሊጡ Desta Aug 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት በዓል ኣሸንዳ ኣብ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ የውሃንስ ራብዓይ ስነ ስርዓት መንባር ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ምስ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ጎፋ ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 6 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ኬንቾ ቀበሌ ሻቻ ጎዝዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ኣቐሑት ህንፀት ገይሩ። ሓላፊት ክፍሊ ፋውንዴሽን እቲ መገዲ ኣየር ሰናይት ንጉሴ÷ እቲ ሓገዝ ንዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስንዳእ ፍኖተ-ካርታ ትግበራ ሽግግር ፍትሒ ተዛዚሙ Desta Aug 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስንዳእ ፍኖተ-ካርታ ትግበራ ሽግግር ፍትሒ ፌዴሪኢ ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስትር ነቲ ጉዳይ ጠሚቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝበሎ፥ ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ 9 ሚያዚያ 2016 ዓ.ም ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምፅዳቑ ስዒቡ እቲ ፖሊሲ…