መለለዪ መንነት ፋይዳ መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ፐብሊክ ብስሉጥ ንምትግባር ዝሕግዝ ኢዩ- በለጠ ሞላ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መለለዪ መንነት ፋይዳ መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ፐብሊክ ብስሉጥ ንምትግባር ዝሕግዝ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ብቶኒ ብሌየር ኢንስቲትዩት ኣቢሉ ዝተሰናደአን ኣብ መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ፐብሊክ ዝጠመተን…