Fana: At a Speed of Life!

ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍርካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኢትዮጵያ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍርካ ዋና ቤት ዕዩኡ ኣብ ፓርክ ሓድነት ሎሚ ኣመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሩ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምርቓት ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፣ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ኢያሱ ወሰንን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን…

መመሓየሺ ፕሮጀክት ናብራ ቆላማ ከባቢታት ተረባሕነት ማሕበረሰብ ብዘረጋገፀ መገዲ ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ፕሮጀክት ናብራ ቆላማ ከባቢታት ተረባሕነት ማሕበረሰብ ብዘረጋገፀ መገዲ ከምዝስራሕ ሚኒስትር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም። ትልሚ ቀዳማይን ካልኣይን ምዕራፍ 2017 እቲ ፕሮጀክት ይግምገም ኣሎ። እቶም…

ክብሪን ዓቕሚን መምህራን ክብ ንምባል ይስራሕ ኣሎ-ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክብሪን ዓቕሚን መምህራን ክብ ንምባል ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዩንቨርስቲ ሃረማያ ብመርሃ ግብሪ ክረምቲ ዝስልጥኑ መምህራን ጎብኒዮመ። ምስ ሰልጠንቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ መመህርነት…

ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ 7 ኣንፈታት መፍትሒ ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሐሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ 7 ኣንፈታት መፍትሒ ኣቐሚጡ። ኣብቲ ኣኼባ ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ከንቲባ ምምሕዳራት ከተማ፣…

ብምኽኒያት ስራሕቲ ምምሕያሽ ሲስተም ፅባሕ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክህሊ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ስራሕቲ ምምሕያሽ ሲስተም ሎሚን ፅባሕን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክህሊ ኢዩ ክብል ብሄራዊ ማእኸል ምቁፅፃር ሓይሊ ገሊፁ። እቲ ማእኸል፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ልዑል ክብደት ሓይሊ ብምብዝሑ ንሰዓታት…

ኢትዮጵያ ንሰላም ህዝቢ ሶማሊያ ልዑል መስዋእትነት ከፊላ ኢያ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ንሰላም ህዝቢ ሶማሊያ ልዑል መስዋእትነት ከፊሉ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ልኡኽ ሐብረት ኣፍሪካ ሶማሊያ ኣብ ትሕቲ ኣትሚስ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብሪታንያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኮመንዌልዝን ብሪታንያ ዴቪድ ላሚ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ፣ ሃገራዊን ዞባዊን ጉዳያት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ታዬ ገሊፆም። ብሪታኒያ…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ምምሕዳር ድሬዳዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ምምሕዳር ድሬዳዋ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት፥ መሰረተ ልምዓት መገዲ ሓዊሱ ስራሕቲ “ሌማት ትሩፋት”ን ናፃ ዞባዊ ንግዲ ድራዳዋ ዘለዎ ዓቕምን…

ዩክሬን ናብ ዶብ ሩሲያ ዝገበረቶ ገስጋስ ዋሺንግተን ትፅቢት ዘይገበረትሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ናብ ዶብ ሩሲያ ዝገበረቶ ገስጋስን ኣብቲ ከባቢ ዝፈጠረቶ ፅዕንቶን ብዋሺንግተን ትፅቢት ዘይገበረትሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ዩክሬን ዶብ ሩሲያ ብምስጋር ሓያሎ ኪሎ ሜትራት ናብ ውሽጢ ምእታዋ ተገሊፁ። እቲ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ፖለቲካዊን…

ስታንዳርድን  ደንብን መስኖ ከም ትካልን ዓውዲን ምዕባይ ዘኽእል ኢዩ- ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድላው ደኩመንት ከይዲ ስራሕ ስታንዳርድን  ደንብን መስኖ ሚኒስቴር መንኖን ቆላማ ከባቢን ተገምጊሙ። መንኖን ቆላማ ከባቢን ሚኒስትር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፥ስታንዳርድን  ደንብን መስኖ ከም ትካልን ዓውዲን ምዕባይ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም። ስለዝኾነ…