ስፓርት ኣብ ማራቶን ዶሃ ኣትሌት እታለማሁ ስንታየሁ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2027 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኳታር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ዶሃ ኣትሌት እታለማሁ ስንታየሁ ተዓዊታ። ኣትሌት እታለማሁ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 21 ደቒቕን 43 ሰከንድን ብምዝዛዝም እንትትዕወት÷ ካልኦት ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት እውነ ክሳብ 5ይ ደረጃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንበዓላት ከተራን ጥምቀትን ኣብ ከባቢታት መሕደሪ ታቦታት መርሃ ግብሪ ፅሬት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ በዓል ከተራን ጥምቀትን ኣብ ኩሎም ከባቢታት መሕዲ ታቦታት "በዓል ጥምቀት ኣብ ንፅህቲ ኣዲስ ኣበባ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ። ዋና መካየዲ ስራሕ እታ ከተማ ወንድሙ ሴታ (ኢ/ር)፤ በዓል ጥምቀትን ከተራን ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዙር ሕፁያት ኣባላት ሰራዊት ሰላም ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2017 ዓ.ም ካልኣይ ዙር ሕፁያት ኣባላት ሰራዊት ኣመሪቑ፡፡ ሓላፊት እቲ ቢሮ ወ/ሮ ሊዲያ ግርማ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ተመረቕቲ ኣብ ምቅርራብ፣ ኣብ ምጥብኻር ሓበራዊ ዛዕባ፣ ምርድዳእን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨው ዝኽበር በዓል ጥምቀት ብድምቀት ንምኽባር ምድላዋት ይውገኑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨው ዝኽበር በዓል ጥምቀት ብድምቀት ንምኽባር ዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተወገኑ ከምዝርከቡ ተሓቢሩ። ከንቲባ ከተማ ማይጨዉ ኣይተ የዉሃንስ ኣዱኛ ምስ ከምዝበልዎ÷ በዓል ጥምቀት እዚ ዓመት ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨው…
ቢዝነስ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኩሉ ብዓቕሙ ኣክሲዮን ብምግዛእ ሃፍቲ ዘፍርየሉ ክኸውን ኢዩ – ጥላሁን እስማኤል (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያ ኩሉ ብዓቕሙ ኣክሲዮን ብምግዛእ ሃፍቲ ዘፍርየሉ ክኸውን ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ጥላሁን እስማኤል (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 27 መገጣጠሚ መብራህቲ ትራፊክ መሳርሒ መቐበሊ ሓይሊ ፀሓይ ተተኺሉ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ትራፊክ ማኔጅመንት ከተማ ኣዲስ ኣበባ 27 መብራህቲ ትራፊክ ኣብ ዘለዉዎም ቦታታት መቐበሊ መሳርሒ ሓይሊ ፀሓይ ከምዝተኸለ ገሊፁ። ቅድም ክብል ብሰንኪ ምቁርራፅ ኤሌክትሪክ መብራህቲታት ትራፊክ ዘይምስራሕ የጋጥሞም ከምዝነበረ ብምዝኽኻር፤ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ኢኮኖሚ ንምንቕቓሕ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ እናገበረ ይርከብ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ኢኮኖሚ ንምንቕቓሕ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ እናገበረ ከምዝርከብ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ መዓልቲ ዓማዊል ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ብትልሚ ዝተመስረተ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት መሰረ ልምዓት፣ ግዚያዊ መዕቖቢ፣ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ሳይንሳዊ ትንተናን ትምበያን ጉጅለታት ብምውዳብ ኣብ ትልሚ ዝተመስረተ ስራሕ ይስራሕ ምህላዉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብማሕበራዊ ሚዲያ ዝፍነዉ ካብ ባህሊን ክብሪን ኢትዮጵያዊነት ዝወፅኡ ምስሊታት ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብማሕበራዊ ሚዲያ ዝፍነዉ ካብ ባህሊን ክብሪን ኢትዮጵያዊነት ዝወፅኡ ምስሊታት ንምክልኻል እናተሰርሐ ምዃኑ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን (ኢመደኣ) ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ባህሊን ክብሪን ዝወፅኡ ተንቀሳቐስቲ ምስሊታትን ፎቶታትን ብቲክቶክ፣ ፌስቡክ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማይናማር ንፀገም ዝተቓልዑ ዜጋታት ንምድሓን መንግስቲ ፃዕሩ ከምዝቐፀለ ሚኒሰቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ ደለልቲ ተታሊሎም ኣብ ኣዋሰንቲ ከባቢታት ዶብ ማይናማርን ታይላንድን ናብ ዝርከቡ ዘይሕጋዊ ካምፕታት ተወሲዶም ዝርከቡ ዜጋታት ንምምላስ መንግስቲ ፃዕሩ ከምዝቐፀለ ሚኒሰቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት…