ኢትዮጵያ መመሓየሺ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውሕመ ሓቃዊ ውክልና ኣፍሪካ ብዘረጋገፀ መገዲ ንክፍፀም ሓቲታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መመሓየሺ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ሓቃዊ ውክልና ኣፍሪካ ብዘረጋገፀ መገዲ ንክፍፀም ሓቲታ።
ሚኒስት ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ፥ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ናይ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ …