ሊቨርፑል ምስ ሳውዝሃምፕተን ከምኡ እውን ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኢፕስዊች ፀወተአን ክገብራ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ እውን እንትቕፅሉ ሊቨርፑል ምስ ሳውዝሃምፕተን ከምኡ እውን ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኢፕስዊች ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡
መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ ሊቨርፑል ድሕ ሰዓት 11 ሰዓት ናብ…