Fana: At a Speed of Life!

ግምቱ ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ዝኾነ ንብረት ብምስራቕ ዝተጠረጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግምቱ ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ዝኾነ ንብረት ብምስራቕ ዝተጠረጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። 3 መስከረም 2017 ዓ.ም ለይቲ ሰዓት 10፡30 ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 5 ኣብ ህንፀት ዝርከብ ኣዳምስ…

ኢራን ብሄራዊ መዝሙር እታ ሃገር ኣየኽበረን ዝበለቶ ዲፕሎማት ታሊባን መብርሂ ንኽህቡ ፀዊዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ብሄራዊ መዝሙር እታ ሃገር ኣየኽበረን ንዝበለቶ ዲፕሎማት ታሊባን መብርሂ ንኽህብ ከምዝፀወዐት ተሓቢሩ። ምክትል ሚኒስትር ሃጅን ጉዳያት ሃይማኖትን ታሊባን ኣዚዙርማን መንሱር ንመበርሂ ዝተፀውዑ÷ ኣብ ቴህራን ኣብ…

ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኢነርጅ ኣቶሚክ ንኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ከምዝሕግዝ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኢነርጂ ኣቶሚክ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕክምና፣ ትምህርቲን ካልኦት ዓውዲታትን እናወገነቶም ንትርከብ ተግባራት ከምዝሕግዝ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ኣብ ኦስትሪያ-ቬና ኣብ ዝተኻየደ መበል 68 ዓመታዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኢነርጂ…

መቐለ 70 እንደርታን ሃዲያ ሆሳእናን ፈላማይ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃግብሪ ዘበነ ውድድር 2017 ዓ.ም ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታን ሃዲያ ሆሳእናን ብዝገብረኦ ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክጅመር ኢዩ። ብመሰረት እዚ ንኣርባዕተ ዓመታት ኣብቲ ሊግ ዘይነበረት ጋንታ መቐለ 70…

ህብረብሔራዊ ሓድነትን ንምፅናዕ ኣብ ስርዓት ፌዴራሊዝም ግንዛበ ምፍጣር ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብዙሕነት ዝተመሰረተ ህብረብሔራዊ ሓድነትን ንምፅናዕ ኣብ ስርዓት ፌዴራሊዝምን ዝተጠናኸረ ሕገ መንግስቲን ግንዛበ ምፍጣር ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ማእኸል ኣስተምህሮ ሕገ መንግስቲን ፌዴራሊዝምን ፌዴሪኢ ምስ ኣነ,ቢያተ ምኽሪ ክልላት ብምትሕብባር…

ብሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ እንተይተጀመሩ ዝፀንሑ ፕሮጀክታት ኣብዚ ዓመት ክጅመሩ ኢዮም – ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ንኢንዱስትሪታት መቀነባበሪ ሕርሻ ሓይሊ ንምቕራብ ብትልሚ ተታሒዞም ዝነበሩ ፕሮጀክታት ኣብዚ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ንምጅማር እናተሰርሐ ምዃኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር ዘፈር መምርሒ ክትትልን ቁፅፅርን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ጓንዡ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 10 ክብ ኣቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ጓንዡ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ካብ 17 መስከረም 2017 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ናብ 10 ክብ ኣቢሉ። ቅድመ ሐዚ ናብታ ከተማ ዝግበር ዝነበረ በረራ ሰሙናዊ 7 ጊዘ ከምዝነበረ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ሻምፒዮን ቱሪዝም ኢጋድ ብምዃን ተሓሪዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ሻምፒዮን ቱሪዝም ኢጋድ ብምዃን ተሓሪዮም። ቤት ፅሕፈት ኢጋድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኮርፖሬሽን ኤርፖርትታት ዛምቢያ ሽልማት ኣፍልጦ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኮርፖሬሽን ኤርፖርትታት ዛምቢያ ሽልማት ኣፍልጦ ረኺቡ። እቲ ሽልማት ዝተውሃበ እቲ ኮርፖፐሬሽን መበል 35 ዓመት ምስረትኡ ኣብ ዘኽብረሉ መርሃ ግብሪ እንትኸውን፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንዘበርከቶ ልዑል ኣገለግሎትን ሽርክና…

በየነ ጴጥሮስ(ፕ/ር) ዝሰርሕዎ ስራሕ ዘኹርዕ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በየነ ጴጥሮስ(ፕ/ር) ዝሰርሕዎ ስራሕ ዘኹርዕ ብምዃኑ ትውልዲ ካብ ናቶም ህይወት ክመሃር ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ገሊፆም። ስነ ሰርዓት ምፍናው ኣስከሬን በየነ ጴጥሮስ(ፕ/ር) ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ይካየድ ኣሎ።…