ስፓርት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ 5 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ Desta Aug 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ሰዓት 4፡10 ዝጅምር ውድድር፥ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ክሳተፋ ኢየን። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 20 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ በፃሕቲ ቻይና ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ በፃሕቲ ቻይና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ብኣተሓባባራይነት “ተች ሮድ” ዝተብሃለ ትካል ቻይናን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይናን ንዝመፅኡ በፃሕቲ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጦር እስራኤል ብኢራን ክፍፀም ንዝኽእል መጥቃዕቲ ንምምካት ኣብ ተዳሎ ከምዝርከብ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር እስራኤል ኢራን ክፍፅሞ ኢየ ንዝበለቶ መጥቃዕቲ ኣድላዪ ምላሽ ንመሃብ ኣብ ተዳሎ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ቀረባ እዋን ላዕለዋይ ሓላፊ ፖለቲካ ሃማስ ኢስማኤል ሃኒዬህን ላዕለዋይ ኣዛዚ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ሊባኖስ ኣብ ኢራን ከምዝተቐተሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝርከቡ ፕሮግራማትን ፕሮጀክታትን ዘፈር ስግግር ንምቅልጣፍ ዓብዪ ግደ ኣለዎም – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝርከቡ ፕሮግራማትን ፕሮጀክታትን ዘፈር ስግግር ንምቅልጣፍ ዓብዪ ግደ ከምዘለዎም ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣመራርሓ ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ኣባላት ኮሚቴ ስትሪንግ በክልላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ዓብዪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ፍርያታት ብዘይተቡእ ዋጋ ኣብ ዝውስኹ ኣካላት ጥንኩር ቁፅፅር ክግር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍርያታት ግቡእ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ዝገብሩን ፍርያት ኣብ ልዕሊ ዝሓብኡን ኣካላት ጥንኩር ቁፅርን ስራሕቲ ምኽባር ሕጊን ከምዝውገን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣብላት ማሕበረሰብ ንግዲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወከልቲ ሕብረተሰብ ክልል ጋምቤላ ኣጀንዳኦም ብምፍላይ ነቲ ኮሚሽን ኣረኪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ክልል ጋምቤላ እናተኻየደ ዝፀንሐ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብን ምፍላይን ኣጀንዳ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ፡፡ ካብ 22 ሓምለ 2016ዓ.ም ጀሚሩ ካብ ልዕሊ 14 ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣጀንዳኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ልዕሊ 14 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ክከፋፈል ኢዩ – ሚኒስቴሩ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ልዕሊ 14 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ከምዝከፋፈል ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። ኣብ ጣቢያ ጉምሩክ ኣዳማ ዝተፈላለዩ መሰረታዊ ሸቐጣት ፅዒነን ጠጠተው ዝበላ ልዕሊ 700 ተሽከርከርቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት ዜጋታተን ብህፁፅ ካብ ሊባኖስ ንኽወፅኡ ኣተሓሳሲበን Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2024 0 ኣዲስ አበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሓዊሱ ብሪታንያ፣ ፈረንሳይ ፣ ስዊድን፣ ካናዳን ጆርዳንን ዜጋታተን ብህፁፅ ካብ ሊባኖስ ንኽወፅኡ ኣተሓሳሲበን፡፡ እቲ መተሓሳሰቢ ዝተመሓላለፈ÷ ቅትለት ሓላፊ ፖለቲካ ሃማስ እስማኤል ሃኒያህን ስዒቡ ኢራን ግብረ መልሲ ከምትህብ ምሕናያ ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪዬ ዘቲዮም Desta Aug 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪዬ ሃካን ፊዳን ዘቲዮም። ኣምባሳደር ታዬን ሃካን ፊዳን፥ ኣብ ሶማሊያን ሱዳንን ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ካልኦት ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ጉዳያት ምልዛቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ሶማሊያ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ስዒቡ ብዝጠፍአ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Aug 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወሰን ባሕሪ ሶማሊያ፣ ሞቓድሾ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ስዒቡ ብዝጠፍአ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በቲ መጥቃዕቲ…