ቲካድ ንርክብ ኣፍሪካን ጃፓንን ወሳኒ ብምዃኑ ኢትዮጵያ ደገፋ ክትቅፅለሉ ኢያ-ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቲካድ ንርክብ ኣፍሪካን ጃፓንን ወሳኒ ብምዃኑ ኢትዮጵያ ደገፋ ክትቅፅለሉ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) መስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሺባታ ሂሮኖሪ…