ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ስምምዕነት ደገፍ ፕሮጀከት 10 ሚሊየን ዶላር ከቲመን Desta Oct 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣነዊ ዘምድናን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ደቡብ ኮሪያን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ፕሮጀከት 10 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ተወዳዳሪነት ውፅኢታት ፍሪያት ግብርናን ዝተቐነባበሩ ፍሪያት ግብርናን ክብ ንምባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ካብ 5 ክሳብ 7 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ Desta Oct 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ካብ 5 ክሳብ 7 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ከብል ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)፥ እቲ ጉባኤ “ኣፍሪካ፤ ኣብ ጠንካራ ሓድነት፣ ንኩለ መዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 6 ረቀቕቲ ኣዋጃት ንቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ Desta Oct 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 6 ረቀቕቲ ኣዋጃት ብዝርዝር ንምርኣይ ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝመርሖም ረቀቕቲ ኣዋጃት፥ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ክታን ናይ ኢትዮጵያ ናይ ህንፃ ረቀቕቲ ኣዋጃት ይርከብዎም። ብተወሳኺ ኣገለግሎት ኣቕራቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሊባኖስ ዘለዉ ዜጋታት ደሕንነቶም ኣብ ሓደጋ ንከይወድቕ ቀዳምነት ተዋሂቡ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Oct 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ዘለዉ ዜጋታት ደሕንነቶም ኣብ ሓደጋ ንከይወድቕ ቀዳምነት ተዋሂቡ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነቢያት ጌታቸው ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ሊባኖስ ዘሎ ቅልውላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ትምህርቲ ወተሃደራዊ መሰልጠኒ ጦላይ መሰረታዊ ወተሃደራት የመርቕ ኣሎ Desta Oct 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ወተሃደራዊ መሰልጠኒ ጦላይ እንተሰልጥኖም ዝፀንሐ መሰረታዊ ወተሃደራት የመርቕ ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ሓላፊ ዋና መመርሒ ሎጂስቲክስ ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ጀኔራል ኣብዱራህማን እስማኤልን ካልኦት ላዕለዎት ወተሃደራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ምርምር ሰንሰለት ዘርኢ ኣብ ምምሕያሽ ርኡይ ግደ ኣለዎ-ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Desta Oct 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ምርምር ሰንሰለት ዘርኢ ኣብ ምምሕያሽ ርኡይ ግደ ኣለዎ ከብሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብን ምምሕያሽ ዘርኢ ጠመተ ዝገበረ መድረኽ ዘተ ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ግብርና ኢትዮጵያ ተሳሊጡ። ግርማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪታኒያ ንኢትዮጵያ 22 ነጥቢ 9 ሚሊየን ፓውንድ ከምእትልግስ ኣፍሊጣ Desta Oct 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብሪታኒያ ንኢትዮጵያ 22 ነጥቢ 9 ሚሊየን ፓውንድ ከምዝልግስ ኣፍሊጡ። እቲ ገንዘብ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ዘወዕል ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስቴር ጉዳያት ብሪታኒያ ኣብ ኣፍሪካ ከምዝበሎ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ኬንያን ተሳትፎ ዳያስፖራ ከብ ንምባል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን Desta Oct 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ተሳትፎ ዳያስፖራ ከብ ንምባል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን። ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኬኒያ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ገይሮም። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንኳዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Oct 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ንፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንኳዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ሼክ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ሓዊሱ ላዕለዎት መራሕቲ እታ ሃገር እቲ ሰናይ መልእኽቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሕመ ቤት ምኽ ሰብኣዊ መሰል ን3ይ ግዘ ኣባል ብምዃን ተመሪፃ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025-2027 ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንሳልሳይ ግዘ ኣባል ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ብምዃን ተመሪፃ፡፡ ኢትዮጵያ ንሳልሳይ ዙር ኣባል ኣባል ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ብምዃን ዝተመረፀት ኣብ መበል 79…