ቢዝነስ ሓፈሻዊ ሃፍቲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ትሪሊየን ብር በፂሑ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ሃፍቲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ትሪሊየን ብር ምብፅሑ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣቤ ሳኖ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ እቲ ባንኪ ቅድም ክብል ንህንፀት ግዙፋት ፕሮጀክትታት ቢሊየን ገንዘብ ብትሑት ወለድ ከለቅሕ ከምዝፀንሐን እዚ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 640 ሺሕ ህዝቢ ኣገልግሎት ፅሩይ መስተ ማይ ክረክብ ዘኽእል ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 640 ሺሕ ህዝቢ ኣገልግሎት ፅሩይ መስተ ማይ ክረክብ ዘኽእል ስራሕቲ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ዳይሬክተር ቀረብመስተ ማይ እቲ ቢሮ ኣይተ ታጠረ ሓዱሽ፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእከላዊ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ ም(ኤፍ ኤም ሲ)ማእከላዊ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ ሎሚ ንጎሆ ምጅማሩ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዓይነ ስውራን ሓገዝ መነፅር ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ን250 ዓይነ ስውራን ዘበናዊ መንበቢ ሓገዝ መነፅር ገይሩ። እቲ ሓገዝ 113 ተምሃሮ ተጠቃሚ ከምዝኾኑን ዝተረፉ መምህራን ከምኡ እውን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኢዮም ተባሂሉ፡፡ እቲ መነፅር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 67 ከተማታት ኣልግሎት 4ጂ ሞባይል ኔትወርክ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 67 ከተማታት ልዑል ቅልጣፈን ዘተኣማምን ኣገልግሎት ዳታ ንምቕራብ ዘኽእልን ዘበናዊ 4ጂ LTE ኣገልግሎት ሞባይል ከጀምር ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ፡፡ 4 ጂ LTE ኔትወርክ መስፋሕፍሒ ኣብ ከተማታት ኣብ ምዕባይ ዝርከብ ጠለብ ዓማዊል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዕወኒ ሓሽሽ ብምዝውዋር ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደገኛ መዕወኒ ሓሽሽ ብምዝውዋር ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾነ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ተጠርጠርቲ ኢትዮጵያ መብፅሒት ሓደገኛ መዕወኒ ሓሽሽ ንምግባር ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሞሮኮ ስደተኛታት ዘሳፈረት ጀልባ ብምጥሓላ ብውሑዱ 69 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ ስደተኛታት ዘሳፈረት ጀልባ ብምጥሓላ 25 ዜጋታት ማሊ ሓዊሱ ብውሑዱ 69 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ናብ ስፔን ንምኻድ በታ ጀልባ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ስደተኛታት ቁፅሮም 80 ከምዝኾነ ሰብ መዚ ማሊ ተዛሪቦም። 9 ዜጋታት ማሊ ሓዊሱ 11…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበራዊ ፀገማትና ካብ መንጎ እንፈትሐሉ መገዲታት እቲ ሓደ ወለንታዊ ስራሕ ኢዩ-ኣይተ መሓመድ እድሪስ Desta Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበራዊ ፀገማት ሃገርና ካብ መንጎ እንፈትሐሉ መገዲታት እቲ ሓደ ወለንታዊ ስራሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም። ኣብ ሃገራዊ ሓድነት፣ ህንፀት ዘላቒ ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ…
ስፓርት ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ውድድራት ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሐንኩሎ ወዘተ ክካየዱ ኢዮም Desta Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ውድድራት ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሐንኩሎ፣ ተግባራት ሜዳን ስጉምን ከምዝካየዱ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ውድድር፥ 21 ጋንታታት፣ ክልተ ማእኸላት መሰልጠኒን ሓደ ኣካዳሚን ሓዊሱ 24 ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መቄዶንያ ዑደት ኣካይዶም Desta Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ተሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ማሕኸል ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእሙሮን መቄዶንያ ዑደት ኣካይዶም። ማሕኸል ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእሙሮን መቄዶንያ ኣብ 44 ከተማታት ልዕሊ 8ሺሕ ሰባት ባህላዊን መንፈሳዊን ድልየታቶምን ክብሮምን ተሓሊዩ ዝሕገዝሉ…