ሰራዊት ምክልኻል ጎድና ጎድኒ ወፍሪ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓ ዓቕሞም ናይ ምህናፅ ስርሑ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሰላም እቲ ዞባ ዘተኣማምን እናገበሮ ካብ ዝርከብ ወፍሪ ጎድና ጎድኒ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓ ዓቕሞም ናይ ምህናፅ ስርሑ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ።
ማእኸላዊ እዚ ዳሎል መሰልጠኒ ጊቤ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ብክልተ ዙር ዘሰለጠኖም…