Fana: At a Speed of Life!

ኣዋጅ መጣየሺን ምምሕዳርን ፍሉይ ፈንድ ሓምለዋይ ኣሰርን ዝዓረቐ መሬት መሊስካ ናብ ረብሓ መውዓሊን ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ደኒ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት አትገብሮ ደገፍን ዓቕሚን ክብ ንምባል ዘኽአል ኣዋጅ መጣየሺን ምምሕዳርን ፍሉይ ፈንድ ሓምለዋይ ኣሰርን ዝዓረቐ መሬት መሊስካ ናብ ረብሓ መውዓሊን ፀዲቑ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ…

ኣይ ኤም ኤፍ ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን መዓዝ ክዛዘም ከምዝኽእል ተንቢሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን መዓዝ ከምዝዛዘምን ዕርቀ ሰነያ ከምዝወርድን ተንቢሁ። ብመሰረት እቲ ዝሃቦ ትንበያ፥ ከልቲአን ሃገራት ኣብ 2025 ዓ.ም.ፈ መወዳእታን 2026 መፋርቕን ሰላም ክፈጥራ ኢየን ኢሉ።…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 12 ስሩዕ ኣኼባ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 12 ስሩዕ ኣኼባ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ÷ ረቂቕ ኣዋጅ ፍሉይ መጣየሺን መመሓደሪን ፈንድ ሓምለዋይ ኣሰርን ዳግመ ልምዓት ዝዓረቐ መሬትን መርሚሩ ከምዘፅቕ ትፅቢት ይግበር፡፡ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፕላን፣…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ ንጎሆ ኣኼብኡ ከምዝጀመረ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ…

ኣብ ከባቢ መተሃራ ንዝረቱ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰምዐ ራዕዲ መሬት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ጎቦ ፈንታሌ ጥቓ መተሃራ ንዝረቱ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰምዐ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ሓላፊ ክፍሊ ትምህርቲ ሴስሞሎጂ ትካል ጂኦ ፊዚክስ ህዋ ሳይንስን ኣስትሮኖሚን ኣታላይ…

ቡካዮ ሳካ ካብ 4 ክሳብ 6 ሰሙናት ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንግሊዛዊ ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሴናል ቡካዮ ሳካ ካብ 4 ክሳብ 6 ሰሙናት ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ገሊፁ፡፡ እቲ ተፃዋቲ ጋንትኡ ኣርሴናል ንክርስታል ፓላስ 5 ን 1 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ ብምኽንያት ጉድኣት…

ልኡኽ ሶማሊያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ሶማሊያ ዓሊ ኦማር ዝተመርሐ ልኡኽ ሪፐብሊክ ሶማሊያ ዕላዊ ዑድት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ምሽት ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ኢዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ኣዲስ ዝገብሮ ዑደት ብዋናነት ኣብ ቀረባ…

ኣብ ሆስፒታል ጳውሎስ ዘሎ ሕፅረት መድሓኒት ካንሰር ግቡእ ኣገልግሎት ንምሃብ ከምዘፀገመ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሆስፒታል ጳውሎስ ዘሎ ሕፅረት መድሓኒት ካንሰር ግቡእ ኣገልግሎት ንምሃብ ከምዘፀገመ ተሓቢሩ። ኣብቲ ሆስፒታል ሕፅረት መድሓኒት ካንሰር ከምዘሎ ዝገለፁ ምስ ፋና ዲጂታል ፃንሒት ዝገበሩ ተሓከምቲ፥ ኣብቲ ሆስፒታል ዘሎ ሕፅረት ንልዑል ኢኮኖሚያዊ…

ልዕሊ 9 ሺሕ ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ሽጉጥ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ወረዳ ኣንጎት ልዕሊ 9 ሺሕ ዘይሕጋዊ ጠያይጢ ሽጉጥ ምስ ክልተ ተጠርጠርቲ ከምዝሓዘ ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ፡፡ ንጥፍኣት ዕላማ ክውዕል ዝነበረ እቲ ጥይት መበገሲኡ ከተማ ጎንደር ብምግባር ናብ ወልድያ-ደሴ እናተጓዓዘት ኣብ…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲ ፉጃን ክብ ንምባል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲ ፉጃን ክብ ንምባል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ እቲ ኮርፖሬሽን ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)፥ ካብ ግዝኣት ፉጃን ቻይና ምስ ዝመፅኡ ላዕለዎት ልኡኽ መንግስቲ ዘቲዮም። ተሳትፎ እቶም…