Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ብዓርሰ ተበግሶ ዝግበር ኳዕቲ ጎዳጉዲ ማይ መስኖ እወንታዊ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትግራይ ብዓርሰ ተበግሶ ኣቢሉ ዝግበር ኳዕቲ ዓሞቕቲን ማእኸለዎትን ጎዳጉዲ ማይ መስኖ እወንታዊ ውፅኢት የምፅእ ከምዘሎ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊን ዳይሬክተር ቀረብ መስኖን ቢሮ…

ትራምፕ ንመትረብ ፓናማ መሊስና ክንቆፃፀር ንኽእል ኢና ክብሉ ተሓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ሓዱሽ ዝተመረፁ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ መተሓላለፊ መስመር መራኽብ ንግዲ ዝኾነ መትረብ ፓናማ መሊስና ክንቆፃፀር ንኽእል ኢና ክብሉ ተሓኒዮም። ትራምፕ እዚ ዝበሉ “መንግስቲ ፓናማ በቲ መትረብ ኣብ ልዕሊ ዝሓልፋ መራኽብ ልዑል ክፍሊት…

ኣብ ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ዝተጀመረ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ዝሓትት ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብቲ ህዝባዊ ሰልፊ ምስ መንግስቲ እቲ ክልል ስምምዕነት ብምፍፃ ሰላም ንኸዓስል ቆራፅነቶም ንዘርአዩ ኣመራርሓ ሰራዊት…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሽዱሽተ ክፍለ ከተማታት ዝውውር ሽምን ንብረት ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017(ኤ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሽዱሽተ ክፍለ ከተማታት ዝርከባ ዝተመረፃ ወረዳታት ንስራሕቲ ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ተባሂሉ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝውውር ሽምን ንብረትን ተኣጊዱ። ኤጄንሲምዝገባን ሓሬታን ትሕዝቶ መሬት እታ ከተማ ንፋና ዲጂታል…

ናብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንዝመፅኡ ኣጋይሽ ዝተፈለየ ኣቀባብላ ንምግባር ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ንዝመፅኡ ኣጋይሽ ዝተፈለየ ኣቀባብላ ንምግባር ምድላው ይግበር ከምዘሎ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ማእኸል ኣፍሪካዊያንን ዲፕሎማቲክ ዓለምን፣ ኣርማ ሀብረ ብሄራዊነት…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሱዳን መዘነኣ ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ (ቻን) ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሱዳን መዘነኣ 2 ን 0 ተሳዒራ፡፡ ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ናይ ወመዳእታ ዙር መፃረዪ ፀወታ ቻን ቀዳማይ እግሪ ፀወታ ሰዓት 11 ኣብ ሊቢያ ቤንጋዚ ስታዲየም…

ማንቼስተር ዩናይትድ እንትሰዓር ቼልሲ ነጥቢ ተኻፊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 17 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ኦልድትራፎርድ ንቦርንሞውዝ ዘተኣናገደት ማንቼስተር ዩናይትድ 3 ን 0 እንትሰዓር ቼልሲ ምስ ኤቨርተን ነጥቢ ተኸኻላ፡፡ ካብ ሰዓት 11 ጀሚሩ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቦርንማውዝ ንኽትዕወት…

ዕጥቂ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ስምምዕነት ሰላም ብምፍፃም ኣብ ብሄራዊ ዘተ ንኽሳተፉ ፃውዒት ነቕርብ – ሰኚ ነጋሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕጥቂ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ስምምዕነት ሰላም ብምፍፃም ኣብ መድረኽ ብሄራዊ ዘተ ንኽሳተፉ ፃውዒት ነቕርብ ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ሰኚ ነጋሳ ገሊፆም። ኣባላት ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ኣብቲ ዘተ እናተሳተፉ እንትኾኑ÷ ሰላም ዜጋታት…

ስለሺ ስህን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ስለሺ ስህን ካብ 26 ድምፂ 11 ድምፂ ብምርካብ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፁ። አትሌት ስለሽ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየዶ መበል 28 ስሩዕ ጉባኤ ኢዩ ተመሪፁ ዘሎ፡፡ እቲ ኣትሌት ንሓጋዚት…

ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ደቡብ ምዕራብ ሸዋ፣ ምብራቕ ወለጋ፣ ምብራቕ ሸዋ፣ ምዕራብ ጉጂ፣ ምብራቕ ቦረና፣ ቄለም ወለጋን ኣርሲን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻዶም። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም።…