Fana: At a Speed of Life!

እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት እንተየብፀሐ ንኽእከብ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት እንተየብፀሐ ንኽእከብ ፃውዒት ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ቀሪቡ። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ተሳተፍቲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ሩሲያን ደቡብ ኣፍሪካን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳተፍቲ ጉባኤ ዓለም ለኸ ትካላት ሃይማኖት ሩሲያን ደቡብ ኣፍሪካን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ዓለም ለኸ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንክልተ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ተሳተፍቲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት…

ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ኳላላምፑር ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመራርሓ እታ ከተማ ኣብ ማሌዢያ ከተማ ኳላላምፑር ዑደት ገይሩ። እቲ ልኡኽ ትማሊ ኣብ ከተማታት ኳላላምፑር፣ ሳይበርጃንን ሳንዌይ ዑደት ዝገበረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤ350-1000 ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ክርከብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤ350-1000 ዝተብሃለት ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ክርከብ ኢዩ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ካብ ኩባንያ ኤር ባስ ዝርከባ ”Ethiopia Land of Origins” ብዝብል መፀውዒ…

ብኮንትሮባንድ ክኣትዋ ዝነበራ ልዕሊ 83 ሚሊየን ብር ዝግመታ ቴሌፎናት ተታሒዘን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ተሽከርካሪ ብምሕባእ ብኮንትሮባንድ ክኣትዋ ዝነበራ ልዕሊ 83 ሚሊየን ብር ዝግመታ ልዕሊ 4 ሺሕን 100 ቴሌፎናት ተታሒዘን ከምዝተትሓዛ ኮሚሽን ጉምሩክ ገሊፁ። እተን ቴሌፎናት፥ ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩክ ጅግጅጋ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ መናእሰይ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ኣኼባ መናእሰይ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ካብ ቤት ምኽሪ መናእሰይ ኢትዮጵያን ሚኒስቴር  ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝተውፃእፅኡ ልኡኻን ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብ ክሊ ኩለ መዳይ…

ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ዘህነፆም ዘበናዊ ኣባይቲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም ዘበናዊ ኣባይቲን ማእኸል መፍረዪ እታዎታት ኮንስትራክሽንን ኣመሪቑ። ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሃይ ጳውሎስ በቲ ፕሮጀክት ዝተሃነፁ ሀንፃታት መሪቐን…

መበል 26 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 26 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ፈላማይ በርኪ ክንክን ጥዕና ንስሉጥ ዕዉትነት ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር…

ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ-ግብሪ ፕርሚየር ሊግ ኣርሰናል ምስ ኒውካስትል ዩናይትድ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዓስራይ ሰሙን መርሃ-ግብሪ ፕርሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓንቲ እውን ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እንግሊዝ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ ጋንታ ኣርሰናል ናብ ስታድየም ሴንት ጀምስ ፓርክ ብምጉዓዝ ምስ ኒውካስትል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተርሚናል ትራንስፖርት ምፅዓንን ምውራድን  ለውጢ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ተርሚናል ትራንስፖርት ምፅዓንን ምውራድን  ለውጢ ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ መገናኛ ተርሚናል ክህባ ዝፀንሓ ካብ መስመራት መገናኛ - ቃሊቲ፣ መገናኛ - ሳሪስ፣ መገናኛ - ጋርመንት ብጊዚያውነት ካብ…