ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት መንግስትን ኣመራርሓ ወረዳ ቆላተምቤን ወፍሪ ዓፂድ ኣካይዶም Desta Nov 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታት መንግስትን ወረዳ ቆላተምቤን ኣብ ጣብያ ደብረፃሃይ ናይ ዝርከቡ ነበርቲ ሓገዝ ወፍሪ ዓፂድ ኣካይዶም። ኣማሓዳሪ ወረዳ ቆላ ተምቤን አይተ ተኽላይ ተስፋይ፥ ዕላማ ናይዚ ወፍሪ ኣብታ ወረዳ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት ንምሕጋዝ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪክስ ኣብ ዓለም ለኸ ኣጀንዳታት ሓበራዊ ቅዋም ስለዝሕዝ ንኢትዮጵያ ፅቡቕ ዕድል ኢዩ-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Desta Nov 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ኣብ ዓለም ለኸ ኣጀንዳታት ሓበራዊ ቅዋም ስለዝሕዝ ንኢትዮጵያ ፅቡቕ ዕድል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሓላፊ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ መሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ዝመርሕኡ “ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዝግበር ቅድመ ምድላው ዝምልከት ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ እናተገበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ንምግምጋም ዘኽእል መድረኽ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ካብ 30 ትካላት ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ተሳቲፎም፡፡ ኣካቢት ኮሚቴ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትሕቲ ደረጃ ዘፍርዩ 14 ፋብሪካታት ስጉምቲ ተወሲዱዎም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ ደረጃ ኣብ ልዕሊ ዘፍርዩ 14 ፋብሪካታት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2017 መገደዲ ደረጃ ኢትዮጵያ ዘለዎም ፍርያታት ኣብ ዘፍርዩ 100 ፋብሪካታት ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ትካላት ግደኦም ከጠናኽሩ ከምዘለም ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ማዕቀፍ ብሪክስ ብንቕሓት ንምስታፍን ኣብቲ መድረኽ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ትካላት ዝህልወን ግደ ከጠናኽሩ ከምዘለዎም ተገሊፁ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ብሄራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ብሪክስ ኢትዮጵያ 5ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣሳሊጡ። ፍሉይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 5 ሽሕ ወፃእተኛታት በፃሕቲ ዓዲ ዑደት ኣካይዶም Desta Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝሓለፈ ዓመት 5 ሺሕን 265 በፃሕቲ ዓዲ ወፃኢ ኣብ ዝተፈላለዩ መስሕባት ቱሪዝም ዑደት ከምዘካየዱ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ። ብተወሳኺ ልዕሊ 116 ሽሕ በፃሕቲ ውሽጢ ዓዲ አውን ኣብቶም መስሕባት ቱሪዝም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ክሳብ ኣሜሪካ ክበፅሕ ከምዝኽእል ዝተነገረሉ ሚሳዔል ፈቲና Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ሃዋሶንግ-19 ዝተባህለ ኣህጉር ዘቋርፅ ነዊሕ ርሕቐት ተወንዓፊ ባላስቲክ ሚሳኤል ትማሊ ከምዝፈተነት ኣፍሊጣ፡፡ ሃዋሶንግ-19 7 ሺሕን 687 ኪሎ ሜትሮ ርሕቐት ኣብ ውሽጢ 86 ደቒቕ ከምዝተጓዓዘ ዝተዘረበ እንትኸውን፤ እታ ሃገር ከምዚ…
ስፓርት ሩበን ኣሞሪም ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ዩናይድ ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ንጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ዋና ኣሰልጣኒ ብምዃን ንኽመርሑ ብዕሊ ተሾይሞም፡፡ ብምሰረት እቲ ስምምዕነት ኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ኣብ ኦልትራፎድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2027 ዘፅነሖ ኩንትራት ፈሪሞም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ኣውሮፓን ወፃኢን ስሎቬኒያ ዘቲዮም Desta Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ኣውሮፓን ወፃኢን ስሎቬኒያ ታንያ ፋጆን ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፥ ስሎቪኒያ ኣባል ኣውሮፓ ሕብረትን ጊዚያዊ ኣባል ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፕሮግራም ሪሚዲያል ተቛሪፁ ብዝብል ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናተጋወሐ ከምዝኾነ ኣገንዚቡ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም መመሓየሺ ዓቕሚ ተምሃሮ (ሪሚዲያል) ተቛሪፁ ብዝብል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናተጋወሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈቲኖም መሕለፊ ነጥቢ ዘየምፅኡ ተምሃሮ ዓቕሞም ብምምሕያሽ ናብ…