Fana: At a Speed of Life!

ማይ ከርሰ ምድሪ ብስፍሓት ንመስኖ ብምውዓል ስራሕቲ ሕርሻና ነማዕብል ኣለና-ሓረስቶት ዞባ ደቡብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማይ ከርሰ መሬት ብስፍሓት ንመስኖ ብምውዓል ስራሕቲ ሕርሸኦም የማዕብሉ ከምዘለዉ ሓረስቶት ዞባ ደቡብ ክልል ትግራይ ገሊፆም። እቶም ሓረስቶት፥ ብኩታ ገጠም በልሓት ኣተሓራርሳ ብምጥቃም ስራሕቲ ሕርሽኦም ንምምዕባል ብሓባር ብምኻን ማይ ከርሰ ምድሪ…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ፋብሪካ መፍረዪ ሓፂነ መፂን ስቲሊ ኣር. ኤም. ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ቢሸፍቱ ኣብ ዘሎ ፋብሪካ መፍረዪ ሓፂነ መፂን ስቲሊ ኣር. ኤም.(STEELY RMI P.L.C) ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ፋብሪካ ዘበናዊ…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ምስ ትራምፕ ንምርኻብ ደልዊ ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቪላድሚር ፑቲን ምስ ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንምርኻብ ደልዊ ከምዝኾኑ ገሊፆም። ፑቲን ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ “ዶናልድ ትራምፕ ክረኽበኒ አንተደሊዩ ድልዊ ኢየ” ኢሎም። ከልቲኦም መራሕቲ ንመወዳእታ ጊዘ…

ንጥቕዓት ማሕበራዊ ሚዲያ ንዝተቓልዑ 25 ኣትሌታት ደገፍ ኤኣይ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌቲክስ ዓለም ንጥቕዓት ማሕበራዊ ሚዲያ ንዝተቓልዑ 25 ኣትሌታት ዝተፈላለያ ሃገራት ደገፍ ኣርተፊሻል ኢንተለጀንስ(ኤኣይ) ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዝገበሮ ናይ ኣርባዕተ ዓማውቲ መፅናዕቲ እቶም ኣትሌታት ንዝኸፍአ መጥቃዕቲ ማሕበራዊ…

ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 5 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ሕብረተሰብ ተፀንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ 5 ሺሕን 728 ነበር ተዋጋእቲ ብስልጠና ተሃድሶ ብምሕላፍ ናብ ሕብረተሰብ ምፅንባሮም ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ትልሚን ክትትልን ፕሮግራም እቲ ኮሚሽን ኮሎኔል በላይ ኣበበ፥ ኣብቲ ክልል 75 ሺሕ ነበር ዕጡቓት…

ኣብ ትግራይ ን138 ስብ ሃፍቲ ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕጫ መሬት ኢንቨስትመንት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ራብዓይ ዙር ከተማ መቐለ ንዝወፅአ መሬት ኢንቨስትመንት ውድድር ፕሮጀክቶም ቅቡል ዝተገበሩ 138 ሰብ ሃፍቲ ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕጫን ምትሕልላፍ መሬትን ሎሚ ኣካይዱ። ኮሚሽነር ኮሚሽን…

ኤኢትሬድ ግሩፕ ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ቢርኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፍት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ኤሌክትሮኒክስ ኣፍሪካ(ኤኢትሬድ ግሩፕ) ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ቢርኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ዘኽእሎ ስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋን…

ፕሮጀክት መገዲ ኣብራሃ ካስትል – ሳይዛና- ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ መቐለ 90 ሚኢታዊ ከም ዝተወገነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ብትካል ሱር ኮንስትራክሸን ዝህነፅ ዘሎ ካብ ኣብራሃ ካስትል - ሳይዛና- ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ መገዲ ኣስፋልት ብዝሓሸ ፅሬትን ቅልጣፍን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ሓላፊ እቲ ፕሮጀከት ኢንጅነር ማሓሪ ገዙ፥ እቲ ዝህነፅ…

ኣብ ልዕሊ ብዘይብፅሒት እንትነግዱ ዝነበሩ 1 ሺሕን 145 ነጋዶ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ብዘይብፅሒት  እንትነግዱ ዝነበሩ 1 ሺሕን 145 ነጋዶ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ቢሮ እቶት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሚኒኬሽን እቲ ቢሮ ኣይተ ሰውነት ኣየለ፥ ኣዲስ ኣበባ ሰፊሕ ዓቕሚ እቶት ዘለዋ…

ኢትዮጵያ ሓበራዊ ድምፂ ኣፍሪካ ንምዕባይ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓበራዊ ድምፂ ኣፍሪካ ንምዕባይን ሸቶታት ኣጀንዳ 2063 ንምዕዋትን ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ኣገራት ኣፍሪካ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…