ኢትዮጵያ ንምኽባር ሰላም እዚ ቀጣና ቁልፊ ግደ ከምዘለዋ ኣምባሳደር ሰኒ ሮግስትሩፕ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምኽባር ሰላም እዚ ቀጣና ቁልፊ ግደ ከምዘለዋ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሰኒ ሮግስትሩፕ ገሊፆም።
እቶም ኣምባሳደር፥ ኢትዮጵያ ሰላምን ፀፅታን ብዝምልከት ኣብ መድረኽ ዓለምን ኣህጉርን ዘበርከተቶ ኣስተዋፅኦ ዘርዚሮም።…