ልምዓት ኮሪደር ማለት ንኢትዮጵያ ዝምጥን ከተማ ምህናፅ ማለት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኮሪደር ማለት ንኢትዮጵያ ዝምጥን ከተማ ምህናፅ ማለት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ብልምዓት ኮሪደር ሰፋሕቲ መገዲታት ካብ ምስራሕ ብተወሳኺ ሰገናት ኩዕሶ እግሪ ዝፃወትሉ ስፍራታት ስፖርትን ንእግረኛ ዝኾኑ…