ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 20 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ኣካዳሚ ህፃናት ተመሪቑ Desta Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ብዘት ኣብ ኣሜሪካ ነባሪ ብዝኾነ ግዱስ በዓል ሃፍቲ መምህር ሓዱሽ ደብረፅዮን ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ኣካዳሚ ህፃናት ተመሪቑ። እቲ ቤት ትምህርቲ ብልዕሊ 20 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ ኣብታ ከተማ ፈላማይ ኣካዳሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ናይ ክብሪ ኣባልነት ኣፍልጦ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ መበል 117 በዓል መዓልቲ ሰራወዊት ምክልኻል ንኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ናይ ክብሪ ኣባልነት ኣፍልጦ ሂቡ። ብመሰረት እዚ በላይ መንገሻ፣ ኡስታዝ ጀማል በሽር፣ መሓመድ ቢን መሓመድ ኣል ኣሩሲ ከምኡ እውን ጋዜጠኛን ደራሲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ 29 ዕዉት ንምግባር ቅድመ ምድላው እናገበረት ትርከብ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ 29 ዕዉት ንምግባር ቅድመ ምድላው እናገበረት ከምትርከብ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። ኣብ ኣዘርባጃን ባኮ ዝካየድ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ 29÷ ኢትዮጵያ ቅድሚ እቲ ጉባኤ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ናይ ምኽባርን ተደማፅነት ናይ ምውሳኽን ዘኽእሉ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ተኻይዶም-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Desta Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ናይ ምኽባርን ተደማፅነት ናይ ምውሳኽን ዘኽእሉ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ምክያዶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። መበል 16 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ኣብ ከተማ ካዛን ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 117 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል "ብፈተናታት እናተሃነፀ ዝመፅአ ሰራዊት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምኽባር÷ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ፣ ላዕለዋይ ኢታመዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ማሌዢያ ኳላላምፑር ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ዝነበሮም ፃንሒት ዝዛዘሙ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ማሌዢያ ኳላላምፑር ኣቲዮም። ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራት እውን ሓቢሩዎም ከምዝርከብ ሓበሬታ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምደባ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ 2017 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ Desta Oct 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምደባ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ 2017 ዓ.ም ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም ብስሩዕ ፕሮፐግራም ንሚኒስቴር ትምህርቲ ተፀዋዕቲ ኣብ ዝኾና ዩንቨርስቲታት ትምሀርቶም ምክትታል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዩ Desta Oct 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዩ። ኣብ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ዝሳተፍ ዘሎ እቲ ልኡኽ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ቀጣና ደቡብን ምብራቕን ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሀወፅቲ ማሕበራት ዘጋጥሞም ፀገማት ንምፍታሕ ከምዝስራሕ ተገሊፁ Desta Oct 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መሀወፅቲ ማሕበራት ዘጋጥሞም ፀገማት ንምፍታሕ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምኻን ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ። ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ፥ ምስ ሓለፍቲ አሀወፅቲ ማሕበራት ምሰራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን። ሰላማዊት ካሳ፥ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣንካራ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ኣውጊዛ Desta Oct 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣንካራ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ከምእተውግዝ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣንካራ ኣብ ዝርከብ ኤርስፔስ ኢንዱትስትሪ ብምኽኒያት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ግብረ…