ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ 2028 ንሓፈሻዊ ሃገራዊ ፍሪያት 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ኣበርክቶ ከምዝህልዎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ 2028 ዓ.ም.ፈ ንሓፈሻዊ ሃገራዊ ፍሪያት 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ኣበርክቶ ከምዝህልዎ ጂ.ኤስ.ኤም.ኤ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ገሊፁ።
ኢትዮ ቴሌኮምን ዓለም ለኸ ግዙፍ ኦፕሬተራትን ማእኸላት ኦፕሬተራትን ሞባይል…